Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩንቨርስቲ ኣርሲ ንኣትሌት ቀነኒሳን ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ኣርሲ ንኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼኽ ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ።
እቲ ዩንቨርስቲ በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃርኡ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።…
ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ኤግዚብሽን ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ቢሮ ጥዕና ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣብ ኤግዚብሽን ጥዕና ዑደት ኣሳሊጦም።
እቶም ኣመራርሓታት ኣብ ምዝማን ዓውዲ ጥዕናን ኩለ መዳይ ኣገልግሎት ጥዕና ኣብ ምሃብን ከም ሃገር ዝስራሕ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም።
እቲ ኤግዚብሽን፥ ሃገር…
ከተማታት ትግራይ ፅሩያትን ንነበርተን ምቹዋትን ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግታይ ዘለዋ ከተማታት ፅሬተን ዝሓለዋን ንነበርተን ምቹዋት ኣብ ምግባር ዝተዋደደ ስራሕ ከምዝጠልብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቐ…
ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናት ዕንወት ኣጋጢሙዎም ዝነበረ ፕሮጀክትታት መስተ ማይ ከተማታት ሸራሮ፣ ዓዲ ነብርኢድን ዓዲ ዳዕሮን ተፀጊኖም ዳግም ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ተገሊፁ።
ዓለምለኸ ኮሚቴ መድሕን (IRC) ንፅገና እቶም…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን ልዕሊ 137 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ን2016 ዓ.ም ዝኸውን 137 ቢሊየንን 408 ሚሊየንን 472 ሺሕን 187 ብር ዓመታዊ በጀት ኣፅዲቑ።
ካብቲ ድም በጀት እቲ 89 ቢሊየንን 279 ሚሊየንን 467 ሺሕን ብር(65 ሚኢታዊት) ካብቲ ክልል ዝእከብ ከምዝኾነ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ጉዳያት ርክብ ወፃኢ ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ፖሊት ቢሮን ዳይሬክተር ጉዳያት ርክብ ወፃኢን ኮሚኒስት ፓርቲ ቻይና ዋንግ ዪ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ዝተልኣኸ መልእኽቲ ምቕባሎም ኣፍሊጦም።…
ዳይሬክተር ቢሮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ቢሮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ዳይሬክተር ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝህልዎም…
ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ጃፓን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ምስ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ጃፓን ኤርነስት ሩዋሙሲዮ ዘቲዮም።
ክልቲኦም ኣምባሳደራት ኣብ ፃንሒቶም ምስ ካልኦት ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ ብምውዳድ ንምስራሕ ምስምዕምዖም ካብ ኤምባሲ…
ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ – ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ክግበረሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ - ጂቡቲ ብ730 ሚሊየን ዶላር ምምሕያሽ ህንፀት ከምዝግበረሉ ባንኪ ዓለም ኣፍሊጡ።
እቲ ባንኪ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ምስ ወደብ ጅቡቲ ንምርኻብን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ርክብ ንግዲ ዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ግደ…
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባላት ኮሚቴ ቴክኒክ ትሳተፍ ኣላ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳያት ፋይናንስ፣ ኢኮኖሚን ትልምን ዝጠመተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
እቲ መበል ሻድሻይ ጉባኤ ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን…