Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅልጣፈን ምህዞን መሰረት ብምግባር ነዚ እዋን ዝምጥን መፍትሒ ምሃብ ዝኽእሉ ኣመራርሓን ትካላትን ናይ ምፍራይ ስራሕ ቆላሕታ ከምዝተገበሮ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ገሊፀን።
ፓርቲ በልፅግና…
ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ጥንኩር ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ ምምዝጋብ ተኻኢሉ – ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ሽድሽት ኣዋርሕ ናይ ውሽጢን ደገን ፅዕንቶታት ብምፅዋር ኣብ ቀንዲ ቀንዲ ፍልፍላት ዕቤት ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ከምዝተመዝገበ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ገሊፆም።
ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ…
ፓርቲ ብልፅግና ዝተፈላለዩ ውሳነታትን ኣንፈታትን ብምሃብ ስሩዕ ኣኼብኡ ዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕን ማእኸላይ ኮሚቴን ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኦም ካብ 13 ክሳብ 17 ጥሪ 2016 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣሳሊጦም።
እቲ ኣኼባ፥ ፖለቲካዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት ኢትዮጵያ ከምኡውን እዋናዊ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት…
ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ተመስገን ጥሩነህ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልጽግና ብምዃን ተመሪፆም።
ማእኸላት ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና መትከልን ስርዓት ኣሰራርሓን ምትኽኻእ ኣመራርሓ መሰረት ብምግባር ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መዛዘሚ ኣኼባ ንኣይተ ደመቀ መኮነን ብሙሉእ ድምፂ ኣፋንዩ።…
ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ገንዘብ ካብ ምዝበራ ምድሓን ከምዝተኻእለ ኮሚሽን ስነ- ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌዴራል ኣፍሊጡ።
መሪሕ ፈፃሚ ስራሕ ህፁፅ ምክልኻል ግዕዝይና እቲ ኮሚሽን ገዛሀኝ ጋሻው÷ ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ዝተኻየደ…
ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖ ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ተኸፊቱ።
እቲ ኤክስፖ፥ “ሰበኽ ሳግምነት ህብረ ቀለም ምብራቕ ኣፍሪካ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ፣ ሚኒስትር…
ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መዓልቲ ኣውስትራሊያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲኡ ተኸቢሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ መንግስቲ ብዝውክል ሚኒስትር ቱሪዝም አምባሳደር ናሲሴ ጫሊ ብኽብሪ ጋሻ ብምርካብ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፈን።
እተን ሚኒስትር፥ ቱሪዝም ሓዊሱ…
ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደረጃ ፅርየት ፍሪያት ኣየማልኡን ኣብ ልዕሊ ዝተብሃሉ 92 ትካላት ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣናዊ ምትእስሳርን ገሊፁ።
ኣብ 282 ትካላት ስራሕቲ ቁፅፅር ፅርየት ፍሪያት ብምግባር እቶም 60 ደረጃ ፅርየት ከምዘማለኡ ተገሊፁ።
130…
ኣይተ ደመቀ ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ኣብ ምብራቕን ደቡብን ቀርኒ ኣፍሪካ ኢቫ ካዲሊ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ቀፃሊ ምስ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ብሓባር ኣብ ዝስርሑ ጉዳያት ተላዚቦም።
ንፀገም…
ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብምቕባል ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፅኡ ካልኣይ ትውልዲ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣዲስ ኣበባ ዑደት የሳልጡ ኣለዉ።
እቲ ዑደት፥ ብሚኒስቴር ቱሪዝም፣ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ኣገልግሎት…