Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ኢያ – ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲታት ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብሓባር ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነት ኣካቢ ኮሚቴ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ሪሲያ-ኣፍሪካ ሴናተር ኢጎር ሞሮዞቭ ገሊፆም።
ካልኣይ መድረኽ ዘተ ቅድመ ጉባኤ ኢኮኖሚ ሩሲያ-ኣፍሪካ ላዕለዎት ሰብ መዚ ሩሲያ፣…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኣኼባ በት ምኽሪ ደፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኬንያ ኣቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ…
ኢትዮጵያ ምስ ኮሪያ ብምትሕብባር ፕሮጀክት “ስማርት ሲቲ” ኣብ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብኢትዮጵያ ፕሮጀክት “ስማርት ሲቲ” ንምጅማር ዘኽእል ቅድመ ምድላው ስምምዕነት ተገይሩ፡፡
እቲ ሰለስተኣዊ ስምምዕነት ቅድመ-ምድላው ክታሞም ዘንበሩ÷ ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን፣ ኮንሰርቲየም ፕሮጀክት መንግስቲ ኮሪያን ህንፀት ፕሮጀክታት…
ኣፈፃፅማ ትልሚ 2015 ዓ.ም ክልል ኦሮሚያ ተገምጊሙ
ኣዲስ አበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መድረኽ ኣፈፃፅማ በጀት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት 2016 ዓ.ምን መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና እቲ ክልልን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓላፊ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናይ 109 ኤጀንሲታት መራኸቢ መስርሒን ሰራሕተኛን ፍቓድ ስራሕ ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 109 ኤጀንሲታት መራኸቢ መስርሒን ሰራሕተኛን ፍቓድ ስራሕ ከምዝተሰረዘ ቢሮ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ስራሕን ኢንዱስትሪን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡
ስጉምቲ ዝተወሰዶም ኤጀንሲታት ኣብ ውሽጢ ሃገር ሰራሕተኛታት ኣብ ምርኻብ ዝተዋፈሩ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡…
ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ ኢትዮጵያውያን መሰል ዝሕሉ ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ ኢትዮጵያውያን መሰልን ረብሓን ንምሕላው ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
ሚኒስትር ስራሕን ክእለተን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ ምስ መንግስቲ ዮርዳኖስ ኣብ ዮርዳኖስ ንስራሕ ዝዋፈሩ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 480 ሚሊየን ፈልሲታት ክትከል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 480 ሚሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ቢሮ ሕርሻ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይ ጌቱ ገመቹ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብቲ ክልል ዝቕፅል 10 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 480…
ኮሚሽነር ደበሌ ቃበታ ሽልማት “ብሉፅ ኮሚሽነር ጉምሩኽ” ረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ሽልማት “ብሉፅ ኮሚሽነር ጉምሩኽ” ረኺቦም።
መቐመጢኡ ለንደን ዝገበረ “ኣፍሪካ ሊደርሺፕ መጋዚን” ዝተብሃለ ኩባኒያ ሚዲያ ዘሰናደኦ ሻምናይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣፍሪካ ተኻይዱ።
ኣብቲ ጉባኤ ድማ ኮሚሽነር ደበሌ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባር ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝተማልአ ኩነታት ንኽትግበር ሓቲቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እናተመሓየሸ ዝመፅአ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ምትሕብባርን ኢትዮ-ኣሜሪካ ብዝቐልጠፈን ብዝተማልአ ኩነታት ተግባራዊ ክኸውን ከምዝግባእ ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን÷ ኣብ ሚኒስቴር…
ከተማ ሃረር ኣባል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ኮይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ሃረር ካብ ከተማታት ትሕቲ ሰሃራ ፈላመይቲ ኣባል ትካል ሓድጊ ከተማታት ዓለም ብምዃን ተመዝጊባ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ ኣብ ካናዳ ከተማ ኩቢክ ኣባል ዓለም ለኸ ሓድጊ ከተማታት ብምዃን ዝተመዝገበትሉ ክታም ኣንቢሮም።…