Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰልጠንቲ ተሃድሶ ንዘላቒ ሰላም ግደኦም ከምዝዋፅኡ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ግዚያዊ መፅንሒ ስልጠና ተሃድሶ ኮምቦልቻ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ሰልጠንቲ ኣብ ሰልጠና ዝረኸብናዮ ፍልጠት ብምጥቃም ንዘላቒ ሰላም ግደና ከንዋፃእ ኢና ክብሉ ገሊፆም።
ኣብ ኮማንድ ፖስት ምብራቕ ኣምሓራ ስልጠነኦም ዝዛዘሙ ወልቀ ሰባት ናብ ማሕበረሰብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጋና ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸ ጉባኤ ህንፀት ዓቕሚ ሳይበር ይሳተፍ ኣሎ።
ይሽሩን ኣለማየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ዓለም ንዘንፀላለዋ…
ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኢትዮጵያ ኣብ ዘዳለወቶ ዓውደ ርእይ ሓምለዋይ ኣሰር ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንፕሬዚዳንት ኢሜሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ኢትዮጵያ ዘዳለወቶ ዓውደ ርእይ( ፓቪሊዮን) ሓምለዋይ ኣሰር ኣርእየሙዎም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም፥…
ኢትዮጵያ ኣባል ኣይ.ኤል.ኦ ዝኾነትሉ መበል 100 ዓመት ዝጠመተ ጉባኤ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ዓለማዊ ትካል ሰራሕተኛታት(ኣይ.ኤል.ኦ) ዝኾነትሉ መበል 100 ዓመት ዝጠመተ ካብ 24 ክሳብ 26 ሕዳር 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ ጉባኤ ክሳለጥ ኢዩ።
እቲ ጉባኤ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታትን መስራሕቲን ዘድሃበ ዘተ ከምዘካየድ ተገሊፁ።…
ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያን ወፃኢ ዓዲን ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ኣቀባብላ ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብቲ ፅባሕ 21 ሕዳር ብዝለዓለ ድምቀት ዝኽበር ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምስታፍ…
ናብ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታ ፈረንሳይ ተወሰኽቲ በረራታት ንምግባር ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ሰብ መዚ ኤሮኖቲካል ፈረንሳይ ተፈራሪሙ፡፡
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል አቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣይተ…
155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ሓለዋ ሪፐብሊክ ምስ ዞባ ምብራቐ ሸዋ ወረዳ ፈንታሌ ማሕበረሰብ ዓሌት ኢቱ ኣብ ጉዳይ ፀፅታ ብዝገበሮ ዘተ 155 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናብ ሰላማዊ ህይወት ከምዝተመለሱ ተገሊፁ።
ኣብ ውሽጢ ሕብረተሰብ ተወሺጦም ብሕቡእ ብምንቅስቓስ ንባዕሎም…
ማሕለኻታት ዓውዲ ትምህርቲ መፍትሒ ንመሃብ ብሙሉእ ተበግሶ ምስራሕ ይግባእ – ብርሃኑ ነጋ ( ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጅግጅጋ እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 32 ሃገር ለኸ ጉባኤ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ።
እቲ ጉባኤ ብዘዝተፈላለዩ ጉዳያት ብትኹረት ድሕሪ ምዝታይ ውሳነታት ብምሕላፍ ኢዩ ተዛዚሙ፡፡
ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለዉ ማሕለኻታት ንምፍታሕን ዘለዉ…
ናህሪ ዋጋ ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ተገሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ኣብ ወርሒ መጋቢት ካብ ዝነበሮ 35 ሚኢታዊ ኣብ ወርሒ መስከረም 2016 ዓ.ም ናብ 27 ነጥቢ 7 ከምዝወረደ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡
ገዛኢ እቲ ባንኪ ማሞ ምህረቱ÷ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2016 ንባይቶ ወከልቲ…
ሓገዝ ንዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ኣለዎ – ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ንዝርከቡ ሓገዝ ዘድልዮም ወገናት ቅልጡፍ ሓገዝ ንምብፃሕ ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ ዘሎ ውዳበ ሙሉእ ዓቕሙ ክጥቀም ከምዝግባእ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ገሊፁ።
ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣምባሳደር…