Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 18 መዓልቲ በዓል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም።
ኣይተ ኣገኘሁ፥ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ነቲ በዓል ዝግበር ዘሎ ምድላው ብዝምልከት…
ሃፍትታት ቱሪዝም ኢትዮጵያ ዘፋለጥ ፎረም ኣብ ቤጂንግ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀጋታት ቱሪዝምን ዕድላት ኢንቨስትመንትን ኢትዮጵያ ንዜጋታት ቻይና ንምፍላጥ ዝዓለመ ፎረም ፕሮሞሽን ቱሪዝም ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ተኻይዱ።
ኣብቲ ፎረም÷ ኣብ ቻይና ዝርከቡ ትካላት ዑደትን ኣብ ምፍላጥ ቱሪዝም ዝተዋፈሩ ሰብ ግደን ተረኺቦም።…
ግዕዝይና ምኽንያት መረረትን ፀረ ምዕባለ ሃገርን ስለዝኾነ ብሓባር ምቅላስ ይግባእ – ኣይተ ተስፋዬ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልሹው ኣሰራርሓን ግዕዝይናን ምኽንያት መረረትን ፀረ ምዕባለ ሃገርን ስለዝኾነ ብሓባር ምቅላስ ከምዝግባእ ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያ ካቢኔ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ተስፋዬ ዳባ ገሊፆም።
መንግስቲ ኣብ ቃልሲ ፀረ ግዕዝይና ብሄራዊ ኮሚቴ ኣጣይሹ…
ኢትዮጵያ ኣብ ሓበራዊ ኣህጉራዊ ጉባኤ ኣካላት ኣመራርሓ ኮሚቴ ብሄራዊ ቁፅፅር ትሬድማርክ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ታንዛኒያ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ሓበራዊ ኣህጉራዊ ጉባኤ ኣካላት ኣመራርሓ ኮሚቴ ብሄራዊ ቁፅፅር ትሬድማርክ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ካሳሁን ጎፌ ኣብ ማሕበራዊ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ኢትዮጵያ ሕርሻ ማእከል ዝገበረ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣብ ምርግጋፅ ንዝሰርሐቶ ስራሕ ዩኒዶ ኣፍልጦ ሂቡዋ – ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሕርሻ ማእከል ዝገበረ ልምዓት ኢንዱስትሪ ኣብ ምርግጋፅ ንዝሰርሐቶ ስራሕን ካልኦትን ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስቲ ትካል ልምዓት ኢንዱስትሪ (ዩኒዶ) ኣፍልጦ ከምዝሃባ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም።…
ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ኢዩ – ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕቶ ምክፋል ቀይሕ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዞባዊ ምትእስሳር ምብራቕ ኣፍሪካ ዘጠናኽር ከምዝኾነ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተንታኒ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ዝኾኑ ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ገሊፆም።
ላውረንስ ፍሪማን (ፕ/ር) ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ኣካፊሎም –…
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ እተተግብሮ ዘላ ሓምለዋይ ተኮር ኢንዱስትሪ ብዝምልከት ዘለዋ ተመክሮ ኣብ ጉባኤ ትካል ልምዓት ውሕመ ምክፋሎም ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።
እተን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝጠመተ ዘተ ኣብ ዘሳልጥ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣምሪሐን።
እቲ ጉባኤ ትማሊ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ከምዝቕፅል ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ናብ ቼክ ሪፐብሊክ ፕራግ ኣምሪሖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብቲ ዓዲ ከምዝኸዱ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ውልቀ ሞተር ምዕባለ ኢትዮጵያ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መበል 20 ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካላት ልምዓት ኢንዱስትሪ ሕቡራት መንግስታት ብምርካብ መደረ ኣስሚዖም።
ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥…