Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት 8 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ጌዴኦ ወረዳ ይርጋ ጨፌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ሎሚ ካብ ያቤሎ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት መመላለሲት ህዝቢ ተሽከርካሪት ኣብቲ ወረዳ ቀበሌ ወቴ ብምግልባጣ ዘጋጠመ ኢዩ፡፡ ክሳብ ሕዚ ህይወት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኣፍራዪ ሞተር ኣውሮፕላን ዝኾነ ኩባኒያ እንግሊዝ ስምምዕነት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ኣፍራዪ ሞተር ኣውሮፕላን ዝኾነ ኩባኒያ እንግሊዝ ሮልስ ሮይስ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። እቲ ስምምዕነት፥ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቀፃሊ ንዝርከበን ኤርባስ A350-1000 ኣውሮፕላናት ሞዴል ሞተራት ሓፈሻዊ ግልጋሎት ሰርቪስ…

ግልጋሎት ወለንታ ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ኣድላዪ ሓገዝ ክግበር እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመናእሰይ ባህሊ እናኾነ ዝመፅአ ግልጋሎት ወለንታ ብዝበለፀ ንኽጠናኸር ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ወለንታ ብምጥንኻር ብራኸ ኢትዮጵያን ክነረጋግፅ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከተማ ሓቆፍ…

10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) 10 ሓምለ 2015 ዓ/ም 500 ሚልየን ፈልሲ ኣብ ሓደ ፀሓይ ብምትካል ታሪኽ ንስራሕ ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሓምለዋይ ኣሰር…

ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ፅዕንቶ ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ዓሊማ ኢትዮጵያ ንእትገብሮ ፃዕሪ ከምእትድግፍ ገሊፃ። ኣምባሳደር እታ ሃገር ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪን፥ ለውጢ ክሌማ ኣብ ምቅናስ ሃፍቲ ማይ፣ ፈሪያት ግብርና ፅዕንቶ ብብምፍጣር ፈተና ከምዝኾነ ተግብርና ፅዕንቶ…

ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተቓላዓይነት ለውጢ ክሌማ ንምቕናስ ዘኽእሉ ብዙሓት ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ፍልይቲ ልኡኽ ትግበራ ለውጢ ክሌማ ጀርመን…

ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ – ዶ/ር ሊያ ታደሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ጥዕና ሸቶታት ዓውዲ ጥዕና ኣብ ምዕዋት እወንታዊ ኣጋጣሚታት ይፈጥር ኣሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን  ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ዝኾነ “ቤተር ዛን ካሽ አሊያንስ”ን…

ኣብ ከተማ ጅጅጋ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ልዕሊ 900 ሺቓት ዓኒዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ከተማ ጅጅጋ ትማሊ ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ  932 ሺቓት ዓኒዮም። እቲ ሓደጋ ባርዕ ታይዋን ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ማእኸል ዕዳጋ ኢዩ ኣጋጢሙ ተባሂሉ። መበገሲኡ ከምዘይተፈለጠ ድማ ተገሊፁ። እቲ ሓደጋ ባርዕ ካብ ከተማ…

ዝተፈላለያ ትካላትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝገብረኦ ደገፍ ይቕፅላ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ትካላትን ንፕሮጀክት መኣዲ ንትውልዲ ዝገብረኦ ደገፍ ይቕፅላ ኣለዋ። እተን ትካላት ኣብ መበል 16 ዙር ልዕሊ 76 ሚሊየን ብር ደገፍ ከምዝገበራ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ብመሰረት እዚ ኮርፖሬሽን…

ብዙሓት ዝተሰረቑ ላፕቶፓትን ኣቑሑት ኮምፒውተርን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ዝተሰረቑ ላፕቶፓትን ኣቑሑት ኮምፒውተርን ምስ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣባ ኣፍሊጡ። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ኣብ 3 ሹቓት ፅገና ኮምፒውተር ኢዮም ኣብ…