Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ማእኸለ ጎንደር ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ዝተቀበሉ ዕጡቓት ናብ ሰላማዊ ህይወት ተመሊሶም።
መንግስቲ ዘቕረቦ ፃውዒት ሰላም ዝዒቡ ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝርከቡ ዕጡቓት ምስ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ምስ ምምሕዳራት…
ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ንኮሚሽን ፖሊስ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ግምታዊ ዋጋኡ 15 ሚሊዮን ብር ዝኾነ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።
ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ÷ ካሜራታት መሕለዊ ድሕንነትን መለዋወጢታትን ንፖሊስ እቲ ክልል ኣረኪቦም፡፡…
ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ልዕሊ 70 ሓደሽቲ ቅድመ ስሩዕ ኣብያተ ትምህርቲ ይህነፃ ኣለዋ።
እተን ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ከባቢኦም ቤት ትምህርቲ ብዘይምህላዉ ትምህርቶም ምክትታል ዘይከኣሉ ተምሃሮ ፀገሞም ዝፈትሕ ኢዩ ተባሂሉ።
ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ኣሎዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን320 ሺሕ ሰባት ኣገልግሎት ዝህቡ ህንፀት ጣብያታት ጥዕና ይካየዱ ከምዘለዉ ቢሮ ጥዕና ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ዶክተር ዮሃንስ ጫላ፥ እቲ ሀንፀት ብብርኪ ከተማ ሓደ ክሳብ 40 ሺሕ ሰባት ከተኣናግድ ይኽእል…
ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መርበብ ድሕንነት ብምትሕብባር ሞያተኛታት ተቖፃፀርቲ ድሮን የሰልጥን ኣሎ።
እቲ ስልጠና ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ዝወሃብ ዘሎ እንትኸውን፥ ዕላምኡ ድማ ሃገራዊን ዓለም ለኻዊን ኩነታት ከምኡውን መንግስታዊ፣…
ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪካን ስምምዕነት ድጋፍ 1 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።
እቲ ደገፍ፥ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ንምትካል ዝውዕል ኢዩ ተባሂሉ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ኮሚሽነር ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋን ኮሚሽነር ጉዳያት ሰላምን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሓሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል ሞሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ዘቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል…
ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ንክኽበር እኹል ምድላው ተገይሩ- ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ክብረ በዓል ቅዱስ ገብርኤል ቁልቢ ብሰላም ንክኽበር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ገሊፁ።
እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን…
ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣዛዚ ተወርዋሪ ሓይሊ ሱዳን ጀነራል መሓመድ ሓምዳን ዳጋሎ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ሃገርለኸ ኮንፈረንስን ፈላማይ ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም መበል ታሽዓይ ሃገርለኸ ኮንፈረንስን ብደረጃ ዩኒቨርሲቲ ፈላማይ ኤግዚብሽን ቴክኖሎጂን ይሳላጥ ኣሎ ።
እቲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ፥ “ኣንፈታት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝሳለጥ ዘሎ።
ሳዕቤናት…