Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዣንግ ዢ ፔንግ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨሰት ምግባር ኣብ ዘኽእሉ መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ተፈራ፥…
መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ኣመራርሓ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ፥ “ምቕልጣፍን ምምሃዝን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ማእከላዊ ኮሚቴ ውድብ ብልፅግና ብመሰረት ዘቐመጦ ኣንፈት ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።
ኣብ ዓለም ለኻዊ፣…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ኣብ ጅቡቲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም።
እቶም መራሕቲ ኣብ ጅቢቲ ዝሳለጥ ዝነበረ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ምዝዛሙ ስዒቡ ኢዮም ሓምለዋይ ኣሰሮም…
ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር 2015 ዓ/ም ብብርኪ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ተኸላ ፈልሲ 2015 ዓ/ም ብብርኪ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ወምበርታ ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር፥ ብምትሕብባር ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ፎረስት ዝተብሃለ ፕሮጀክትን ኢዩ…
ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም።
ነበር ኣካቢ ቦርድ መገዲ ኣየር ኣይተ ግርማ ዋቄ ብምትካእ ከምዝተሸየሙ ተገሊፁ።
ሌተናል ጄነራል ይልማ ኣባል ቦርድ መገዲ ብምዃን የገልግሉ ከምዝነበሩ ኣብቲ መገዲ…
ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ የኽእል-ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሃገራዊ ዘተ ኣብ መንጎ ህዝብታት ምትእምማን ንክህሊ ዘኽእል ኢዩ ክብሉ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣምባሳደር መሓሙድ ዲሪር ገሊፆም።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ሃገራዊ ከይዲ ዘተ ሓሳብ ንምትእኽኻብ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራትን ምሕራይ ተሳተፍቲ እቲ ዘተን ምስ…
ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ኣስታት 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ንክልል ትግራይ ኣስታት 15 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዘርእን እኽልን ገይሩ።
እቲ ሓገዝ፥ 200 ኩንታል፣ 1 ሺሕን 500 ኩንታል ምሩፅ ዘርኢ ስርናይ፣ 300 ኩንታል ሕሩጭ ልሙዕ ምግብን ካልኦት ዓይነት እኽልን ብድምር 2…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ጂቡቲ ኣቲዩ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ጂቡቲ እንትበፅሑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቲ ልኡኽ ኣብ መበል 14 ስሩዕ ጉባኤ ርእሰ ብሄራትን መንግስታትን…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልል ትግራይ ልዕሊ 510 ሚሊየን ብር ደገፍ ብዓይነትን ሰልዲን ገይሩ።
ናብ መቐለ ብምኻድ ደገፍ ዝገበራ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ ህዝብን ገበርቲ ሰናይን ብምትሕብባር ልዕሊ 218 ሚሊየን ብጥረ ገንዘብን…
ብኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ባሕር ዳር ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ደጃዝማች በላይ ዘለቀ እንትበፅሕ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር)ን ካልኦት…