Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ስምምዕነት ፀረ ግዕዝይና ውሕመ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ኣባል ሃገራት ስምምዕነት ፀረ ግዕዝይና ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ ጉባኤ ብኮሚሽነር ኮሚሽን ስነምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ…

ኢትዮጵያውያን ኣካል መፍትሒ ንክኾኑ ንምኽኣል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ውሕመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ንፀገም ማሕበረሰቦም ዝኸውን መፍትሒ ዘቕርቡ ንክኾኑ ንምኽኣል ዝግበር ፃዕሪ ከምዝድግፍ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣፍሊጡ። ብሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ምክትል…

ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካ ፓነል ዘተ የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ሓይሊ ኣየር ሃገራት ኣፍሪካን ኣገልግሎት ኣቪዬሽን ዝህቡ ትካላትን ፓነል ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። እቶም ኣመራርሓታት፥ መበል 88 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንምኽባር ናብ ኢትዮጵያ ይኣትዉ ኣለዉ። ኣብ ቢሸፍቱ ኣብ ዝርከብ ክበብ…

መድረኽ ዘተ “ጉዕዞ ምድማር” ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ "የመደመር ጉዞ'' ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ “የመደመር ትሩፋቶች ለተሻለ ነገ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝሳለጥ ዘሎ ተገሊፁ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ነጋሽ ዋጌሾ…

ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ዓለም ለኸ ፎረም ፍልሰተኛታት ይሳተፍ ኣሎ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፥ ካብ 2019 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ኣብ ጉዳይ ፍልሰተኛታት ዝተሰርሑ…

ንክልል ኣየር ኢትዮጵያ ዘብዒ ዝኾኑ ብቑዓት ሞያተኛታት ነፍሪ ብምህላውና ኩርዓት ይስመዐና- መምህራን ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንክልል ኣየር ኢትዮጵያ ዘብዒ ዝኾኑ ብቑዓት ኣብረርትን ቴክኒሻናትን ነፍሪ ብምህላውና ኩርዓት ይስመዐና ክብሉ ኣመራርሓን መምህራንን ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ገሊፆም። ዲን እቲ ኣካዳሚ ኮሎኔል ለማ ማሞ፥ እቲ ኣካዳሚ ዝበለፁ ኣብረርቲን ቴክኒሻናትን…

ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ “የኛ ምርት” ዝተሰየመ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ “የኛ ምርት” ዝተሰየመ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ተኸፊቱ። እቲ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ዝተኸፈተ ኤግዚቢሽንን ባዛርን፥ “ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕናውን ንሸምት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣፈ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ጉጅለ ፍልፍል ሓሳብ(ቲንክ ታንክ) ቴክኒክን ሙያን ተጣይሹ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል፥ ኣብ ዓውዲ ቴክኒክ ሙያን ለውጢ ንክመፅእ ብፍልጠት፣ መፅናዕትን ምርምርን ምድጋፍ ይግባእ ኢለን። ሓደሽቲ ኣሰራርሓታት…

ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሕርሻ ኢትዮጵያ ዘፋልጥ “መካነ ርዕይ” ኣብ ከተማ ዶሃ ተኸፊቱ። ኣብ ኳታር ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዓለም ለኸ ኤግዚብሽን ኣትክልቲን ፍራምረን ዝተኸፈተ እቲ ዓውደ ርእይ ሚኒስተር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ  ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ መሪቖም ከፊተምዎ።…

ሓይሊ ዕማም “ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ” ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ድርቂ ንምምካት ዝዓለመ ዓብይ ብሄራዊ ሓይሊ ዕማም ተጣይሹ። እቲ ሓይሊ ዕማም ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝምራሕ ከምዝኾነ ተገሊፁ። 22 ኣባላት ዘለዉዎ እቲ ኮሚቴ፥…