Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ዝጠመተ ሴሚናር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ዝጠመተ ሴሚናር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ሴሚናር÷ ፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ወደብ ንዘላቒ ሰላምን ልምዓትን ቀርኒ ኣፍሪካ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
ጂኦፖለቲካዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ሓጋዊን…
ሰኣሊት ጁሊ ምህረቱ ዳግም ክብረ ወሰን ኪነ-ጥበብ ኣፍሪካ ክትሰብር ክኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንበሪኣ ኣብ ኣሜሪካ ዝገበረት ትውልደ ኢትዮጵያዊት ሰኣሊት ጁሊ ምህረቱ ዳግም ክብረ ወሰን ኪነ-ጥበብ ኣፍሪካ ክትሰብር ክኢ።ላ
ጁሊ ምህረቱ እቲ ክብረ-ወሰን ዝሰበረቶ÷ “ወከርስ ዊዝ ዘ ዳውን ኤንድ ሞርኒንግ” ዝተብሃለ ረቂቕ ስእላ ኣብ ኒውዮርክ…
ደቡባዊ ዓለም ንምድንፋዕ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ደቡብ-ንደቡብ ዓብዪ ዓቕሚ ኣለዎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡባዊ ዓለም ንምድንፋዕ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ደቡብ-ንደቡብ ዓብዪ ዓቕሚ ከምዘለዎ ንርዳእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ቀዳማይ…
ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ዝተፈላለዩ ትካላት ተዓዚቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ኣብ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታትን ትካላትን ዑደት ገይሩ።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ÷ ኣብ ማእኸል ቴክኖሎጂ ሁዋዌ፣ ኢንስቲትዩትን ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ፣ ትልሚን ዲዛይንን…
መሬት ገፀር ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መሬት ገፀር ረብሓ ንክህብ ንምግባር ፍሉይ ጠመተ ምሃብ ከምዘድሊ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣተሓሳሲቦም።
እቲ ባይቶ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃት ብምዝታይ ናብ ዝምልከቶም ቀወምቲ ኮሚቴታት መሪሑ።
ካብ መንጎ እቶም ረቂቕ ኣዋጃት ዝኾነ ምምሕዳርን…
ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ 2023 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበልን ሓዊሱ ካልኦት ሰብ ሞያን ተወከልቲ ዓውዲ ውልቀን ይሳተፉ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።
እቲ መድረኽ፥ ምሁራንን…
ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ማእኸል ፀለምቲ ህዝብታት መቐመጢኡ ኣብ ኢትዮጵያ ብምግባር ክጣየሽ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ማእኸል 28 ሕዳር 2016 ዓ.ም ንምጥያሽ ዘኽእል ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከምዝተፈፀመ ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ…
ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ኣባላት ኮንግረስ ኣሜሪካ ኤዶልፈስ ታውንን ግሪጎሪ ሚክስን ዘቲዮም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኤክስ ከምዝበልዎ፥ እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ኢትዮ-ኣሜሪካን ኣሜሪካ ኣፍሪካን ዝጠመተ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጌታቸው ረዳ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ምስ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ደቂ ኣንስትዮን ዓበይቲ ዓድን ይዛተዩ ኣለዉ።
እቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ክሊ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል ግዝያዊ ምምሕዳር ጠመተ…
ኣብ ኣርባዕቲአን ዞባታት ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባታትን ወረዳታትን ጎጃም ዘሎ ኩነታት ሰላም ልዑል ምምሕያሽ የርኢ ከምዘሎ ኮማንድ ፖስት ኣረጋጊፁ።
ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተጣየሸ ኮማንድ ፖስት ኣፈፃፅማ ትልሙ ኣብ ከተማ ደብረማርቆስ ገምጊሙ።
ኣብቲ ገምጋም፥ ኣብ ኣርባዕቲአን…