Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን ንምስታፍ ሩሲያ ኣትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ዓለም ኣቶሚክ ሰሙን (World Atomic Week) ንምስታፍ ሩሲያ ምእታዎም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት…
ኢትዮጵያ ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ምችው ሃዋህው ብምፍጣር ተመራፂ መባፅሕ ኢንቨስትመንት ኮይና ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዳስትሪ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ምችው ስነ ምህዳር ብምፍጣር ተመራፂት ኢንቨስትመንት ኮይና ኢሎም ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለቤል።
እቶም ሚኒስትር ብሚኒስትር ኢንዳስትሪን ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ቻይና ሊ ሊቸንግ…
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ብዝምልከት ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ዘትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ምስ ኣመራርሓታት ፀጥታ ፌዴራል፣ ኣዲስ ኣበባን ክልል ኦሮሚያን ኣብ ወርሒ መስከረም ዝኽበሩ በዓላት ዙርያ ዘትዮም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ዝመሓላለፉ ጉዳያት ኣፈላላይ ክህሉ ኣይግባእን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከም ዓወት ዓድዋ ዝኣመሰሉ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ኣብ ዝመሓላለፉ ጉዳያት ኣፈላላይ ክህሉ ኣይግባእን ኢሎም ተናሓናሕቲ ውድባት ፖለቲካ።
ዜጋታት ኢትዮጵያ ፓርቲ ንማሕበራዊ ፍትሒ (ኢዜማ) ም/መራሒ ኣይተ ዮውሃንስ መኮነን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፅባሕ ዝኽበር በዓል መስቀል ደመራ ምኽኒያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ፦
ካብ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ ናብ መስቀል ኣደባባይ ዝወስድ መገዲ ቅዱስ ኡራኤል ኣደባባይ፣
ካብ…
ብዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክዋፃእ ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ረብሓን ሉኣላውነትን ኢትዮጵያ ብምሕላው ዝኾነ ይኹን ወፍሪ ብዘተኣማምን ብቕዓት ክፍፅም ዝኽእል ጠንካራ ሰራዊት ተሃኒፁ ኢሎም ጀነራል መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል።
ሓላፊ ዋና መምርሒ ኣመራርሓ ሃፍቲ ሰብ ሰራዊት ምክልኻል ሌተናል ጄነራል…
ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ተገላጊላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ነቀምቴ ሓንቲ ኣደ ብሓንሳብ ሓሙሽተ ቆልዑ ብሰላም ተገላጊላ።
ወ/ሮ ኣስቴር ተረፈ ነባሪት ከተማ ነቀምቴ እንትትኾን፤ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ሓንቲ ጓል ወሊዳ ነይራ።
ሕዚ ድማ ኣብ ሆስፒታል ኮንፕርሄንሲቭ ስፔሻላይዝድ ዩኒቨርሲቲ…
ኣብ ድሬዳዋ ኣገልግሎት ስራሕ መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ንኣገልግሎት ማእኸል ድሬ-መሶብ ሓደ ማእኸል መጀመሪ መርሃ ግብሪ ተካይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰን ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ከድር ጁሃር ሓዊሱ ዝተፈላለዩ…
ኣብ ወላይታ ሶዶ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ወላይታ ሶዶ ዝተሃነፀ ኣገልግሎት መሶብ ሓደ ማእኸል ሎሚ ተመሪቑ።
ግልጋሎት መውሀቢ መሶብ ሓደ ማእከል ርእሰ ምምሕዳር ጥላሁን ከበደ መሪቆም ስራሕ ኣጀሚሮም፡፡
እቲ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ሓደ ናሕሲ ኣርባዕተ…
ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ቱሪዝም ዝረኣዩ ፀገማት ንምፍታሕ ስራሕቲ ምርምራትን መፅናዕቲታትን ወሰንቲ ኢዮም ኢለን ሚኒስትር ቱሪዝም ሰለማዊት ካሳ።
“ቱሪዝም ንዘላቒ ለውጢ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መበል ሓምሻይ ሃገራዊ ጉባኤ መፅናዕቲን ምርምርን ዓውዲ ቱሪዝም…