Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ነበር ህወሓትን ስድራቤቶምን እገዳ ቪዛ ኣንቢራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኣመራርሓ ኣኽረርቲ ነበር ህወሓት ናይ ቀረባ ቤተሰቦምን እገዳ ቪዛ ከምዝገበረት ኣፍሊጣ። ቤት ፅሕፈት ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ÷ እቲ እገዳ ቪዛ ዝተነበረ ስምምዕ ሰላም…

ኣምባሳደር ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ዙርያ ኣብ ኣቡዳቢ ንዝርከቡ ኣምባሳደራት ኣፍሪካ መብራህርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ጀማል በከር (ዶ/ር) ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ዙርያ ኣብ ኣቡዳቢ ንዝርከቡ ኣምባሳደራት ሃገራት ኣፍሪካ መብርሂ ሂቦም። ኣብ መብራህርሂኦም ልዕሊ 50 ሚሊየን ዜጋታት…

ሰራዊት ምክልኻል ምስ እቲ ዘበን ዝበፅሖ ዕብየት ቴክኖሎጂ ዓርሱ እናወሃሃደ እዩ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መጥቃዕቲ ሳይበር ብምክልኻል ሃገራዊን ትካላዊን ሃፍትታት ድጂታል ነቒሑ ምሕላው እቲ ዘመን ዝሓቶ ስራሕ እዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ማእኸል ሳይበር ምክልኻል ዘሰልጠኖም መሰረታዊ ሰልጠንቲ ሳይበር ሎሚ…

ግልጋሎት ወለንታ ሓድነትን ማሕበራዊ ምትእስሳር የጎልብት – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ግልጋሎት ክረምታዊ ወለንታ ካብ ልምዓት ብዝሓለፈ ሓድነትን ማሕበራዊ ምትእስሳርን ንምጉልባት ዕዙዝ እጃም ኣለዎ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ጎሮ ወፍሪ…

ሓቃዊ ብልፅግና ዝመፅእ ጉልበት፣ሃፍትን ፍልጠትን ዜጋታት ደሚርካ ምጥቃም እንትከኣል እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

አዲስ አበባ፣ 11 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ሓቃዊ ብልፅግና ዝመፅእ ዓብዪ ሃፍቲ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ልዕሊ 130 ሚልዮን ዜጋታት ጉልበቶም፣ሃፍቶምን ፍልጠቶምን እንትሓውሱ እዩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሽዋ ወረዳ…

መንግስቲ እንግሊዝ ዓውዲ ኣቪዬሽ ንምዝማን ዝገበሮ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ንሓባራዊ ድሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዝ እዩ – ሲሳይ ቶላ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ እንግሊዝ ዓውዲ ኣቪዬሽ ንምዝማን ዝገበሮ ሓገዝ ቴክኖሎጂ ንሓባራዊ ድሕነት ንምርግጋፅ ዝሕግዝ እዩ ኢሎም ምክትል ዳይሬክተር ብሄራዊ ኣገልግሎት ደሕንነትን መርበብ ሓበሬታን ጀነራል ሲሳይ ቶላ (ዶ/ር)፡፡ መንግስቲ እንግሊዝ ዓውዲ…

ሓምለዋይ ኣሰር ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ወርቂ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ናይ ሎሚ ዘበን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር “ተስፋ ምትካል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ትማሊ ኣብ ከተማ…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ- ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ሃገር ዘየድፍር ዋልታ ሰማይ ኢዩ ኢሎም ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። ንሃገር ካብ ባዕዳዊ ወራሪን ሽርሒ ባንዳታትን ዝከላኸል ዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተዓጠቐን ዘይብዳህን ሓይሊ ኣየር…

ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንደቅና ዝመሓላለፍ ግዙፍ እምነ ኩርናዕ ክነንብር ኢና ኢሎም። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ዘለሉ ኩነታት ሎሚ ተዘዋዊሮም ኣብ ዝተዓዘብሉ እዋን፥…

ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ፥ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ጥራሕ ዘይኮነትስ ኣፍሪካ እውን ምሕሳብ፣ ምትላምን ምስራሕን ከምእትኽእል ንዓለም እነርእየሉ ግዙፍ ፕሮጀክት ኢዩ ኢሎም። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)…