Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ምምሕዳር ኢንፎርሜሽን መረብ ደሕንነት ሰለሞን ሶካ ኣብ ሞሮኮ ይዳሎ ኣብ ዘሎ ጂአይቴክስ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ዝተረኸቡ ጀመርቲ መሃዝቲ ስራሕ ዑደት ኣሳሊጦም። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብ ሞሮኮ ማረከሽ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ቀፃሊ ኣብ ምትእምማንን ሕውነትን ዝተደረኸ ርክብ ኢትዮጵያን ቻይናን ብሩህ ከምዝኾነ ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ቻይና ምስ ዝነበሮም ዕላዊ ዑደት ስራሕ ጎኒ ንጎኒ ምስ ሲ ጂ…

ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርም ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤምባሲ ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያን ልዕሊ 87 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ተረባሕቲ ዝገብር ስምምዕነት 30 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ ዓመታት ዝትግበር፣ ተፈጥሮ መሰረት ኣብ ዝገበረ…

ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን 1 ሚሊየን ብር ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ሎሚ ክነሓንሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን ንፈለማ እዋን 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ልዑል ሽልማት ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ሎሚመዓልቲ ክነሓንሑ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ሃብታሙ ይሄነው፣ ግሩማ ሞገስ፣ በረከት ደሞዝን ዘውዱ ኣበበን ኣብ ፋና…

ሕቶ ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝለዓሉ ዘለዉ ሕቶታት ፍትሒን ሰናይ ምምሕዳርን በቲ ዝተለመደ መገዲ ብምኻድ ክንፈትሖም ኣይንኽእልን ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ምስ ኣባላት ኣብያተ ምኽሪ ወረዳታትን ከተማታትን…

ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምስ ሚኒስትር ብዙሃነት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርዕሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘኣክሱም ወእጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ምስ ሚኒስትር ብዙሃነት ኤምሬትስ ሕቡራት ዓረብ ሼኽ ናሃያን ሙባረክ ኣል ናሃያን ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ቅዱስ…

ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ 189 ሺሕ ስደተኛታት ዝኸውን ደገፍ 25 ሚሊየን ዶላር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት(ኣይ.ኦ.ኤም)ኣብ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ካብ ጎረባብቲ ሃገራት ዝተፈናቐሉ 189 ሺሕ ስደተኛታት ዝኸውን ደገፍ 25 ሚሊየን ዶላር ሓቲቱ። ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተፈጠረ ኲናት ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ሰባት ንክስደቱ ምኽኒያት…

መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ጉባኤ መምህራን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ዢኑዋ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ 45 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኣስታት 200 ዝኾኑ ምሁራንን ተወከልቲ ቢዚነስን ሓሳቦም ኣቕሪቦም። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣፍሪካ ንዘለዉ ፖሊሲ ዝሕንፅፁ…

ብሰናይ ፍቓዶም ደም ዝልግሱ ቁፅሪ ሰባት ክብ ንምባል ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰናይ ፍቓዶም ደም ዝልግሱ ቁፅሪ ሰባት ክብ ንምባል ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ። እዚ ድማ ብሰንኪ ሕፅረት ደም ዘጋጥም ፀገም ኣብ ምቕራፍ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረህዋስን ኢትዮጵያ፥ “ደም ይለግሱ ህይወት የትርፉ” ብዝብል…

ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ክፍተት ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ክፍተት ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና ብዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ናብ ክልል ትግራይ እኹል ዝኾነ ናዉትታት ሕክምናን ኣፋዉስን ብዝይምእታዉ እቲ ሕማም…