Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግና በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ብምምዝጋቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ብምምዝጋቡ ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
ምክትል ፕሬዚዳነት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ፥ በልፅግና ልዑል ጠመተ ብምሃብ ክፍፅሞም ኢየ ኢሉ ካብ ዝሓዞም ሓሙሽተ ዓውዲታት ልምዓት…
ከንቲባ ኣዳነችን ወ/ሮ ሙፈሪሃትን ኣብ ፋብሪካ ለሚ እንጀራ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤን ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ኣብ ፋብሪካ ለሚ እንጀራ ዑደት ገይረን።
ኣብቲ ፋብሪካ ዕድል ስራሕ ንዝረኸባ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣተባቢዐን።
እቲ ፋብሪካ ንደቂ ኣኒስቲዮ ዕድል ስራሕ…
በዓል ዒድ ሸዋል ኣብ ዓለም ብቕርስነት ተመዝጊቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል ብብርኪ ዓለም ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ሕቡራት መንግስታት(ዩኔስኮ) ብዘይድህሰሱ ቕርስታት ተመዝጊቡ።
ብመሰረት እዚ ኣብ ሃገርና መበል ሓምሻይ ቅርስ ኮይኑ ኣሎ ተባሂሉ።
ኣከባብራ በዓል ዒድ ሸዋል…
ኮንፈረንስ ምስጋናን ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮንፈረንስ ምስጋናን ሰላምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንስ፥ “ ቀፃሊ ምዕራፍ ንኩለ መዳይ ለውጢ” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከመዝኾነ ተሓቢሩ።
ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሼኽ ሓጅ ኢብራሂም…
መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 ( ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምክኒያት ብምግባር ምርኢት ንግድን ባዛርን ተኸፊቱ።
እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…
ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃፍቲ ማይ ዝፍልፍሉሎም ከባቢታት ብዘላቕነት ንምሕላው መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ወሳኒ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ተዛሪቦም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ጉባኤ ኮፕ28 ቤት ዕዮም ምስ ዩኒሴፍ ብምትሕብባር ኣብ…
ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ- ም/አፈ ጉባኤ ኤሊያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕግን ሕገ መንግስቲን ዝተጣየሸ ማዕርነት ህዝቢታት ንምርግጋፅ ኢዩ ክብሉ ምክትል አፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ኤሊያስ ኡመታ ገሊፆም።
መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሃረርጌን ከተማ ማያን ፓነል ዘተ…
መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋይ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልዕቲ ሓሙሽተ መዓልታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።…
ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ- ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ብኣተሓሳስባን ተግባርን ብምቅላስ ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ብሓባር ንስራሕ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ፃውዒት ኣቕሪበን።
“ግዕዝይና ሓበራዊ ፀላኢና ኢዩ፤ብሓባር ንቃለሶ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምበሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ሆሴ ማሲንጋ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣሜሪካ ዘቲዮም።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ…