Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
3ይ ዙር ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)"ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል ርእሲ ስልጠና ህንፀት ዓቕሚ ኣመራርሓ መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ማእኸላት ምሃብ ተጀሚሩ።
ኣብ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ማእኸል ስልጠና ጅማ እናተኃየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስልጠና ካብ ኩሎም ክልላትን…
ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላሚ ዝኮነ ኤክስፖ ውድድር ተምሃሮ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ) ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ውድድር ፅባሕ ቀዳም 1 ሕዳር 2016/ዓ.ም ኣብ ቤተ ምፅሓፍቲ ኣብርሆት ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ኣብቲ ውድድር…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ፕሬዚዳንት ግሩፕ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣኪንዉሚ አዴሲና ተዛቲየን።
ኣብ ሞሮኮ ማራካሽ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉበኤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣፍሪካ እናተሳተፋ ዝርከባ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ…
ብሓገዝ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከባ ትካላት ጥዕና ግልጋሎት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶርያ ብሓገዝ መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ትካላት ጥዕና ግልጋሎት ናይ ምምሕያሽ ስራሕ እናተሳለጠ ምዃኑ ቢሮ ጥዕና ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ÷ ግልጋሎታት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንታት ጂቡቲን ሶማሊያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ስዑዲ - ኣፍሪካ ምስ ኣሕዋተይ ፕሬዝዳንት ጂቡቲ ኢስማኤል ኦመር ጊሌህን ፕሬዝዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼህ ሞሓመድን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ትኹረት…
ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሉይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ፍሉይ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዑመር ሑሴን ምስ ማናጀር ባንኪ ኣውቶን ካርበንን ሰን ኣብዱል ጋሃኒ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ…
ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ወታደራዊ ኣታሼታት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ጉባ ዝርከብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።
ኣብ ዑደቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ፕሮጀክት ካብ መካየዲ ስራሕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኢንጂነር ክፍሌ ሆሮ…
ኮሚቴ መልማሊ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብዕሊ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ሕፁይ ኣካቢ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ብዕሊ ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።
ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለን ኣባላቶምን ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ እቲ ኮሚቴ ብዕሊ ስራሕ ከምዝጀመረ ተዛሪቦም፡፡
ግልፂን መወዳደረ ብዝኾነ ኣካይዳ…
ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ፅባሕ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክካየድ ኢዩ።
ንዝሓለፉ 8 ሰሙናት ብዳያኑን ብናይ ባዕሎም መረፃን እናተወዳደሩ ዝነበሩ መቅደስ ዘውዱ፣ ሃይለየሱስ እሸቱ፣ ሄኖክ ብርሃኑን ኪሩቤል ጌታቸውን ፅባሕ ምስ ኮከብ ባንድ ብ3 ዙር ኣብ ዝገብሩዎ…
ኣምባሳደር ስለሺ (ኢ/ር) ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ማይክ ሮንድስ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ኢ/ር) ምስ ሴናተር ኣሜሪካ ማይክ ሮንድስ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ከልቲኣዊን ኩለ መዳይ ርክብን ብዝምልከት ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ድንጋገ ምዕባለን ዕድልን…