Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኢትዮጵያ ምስ ዝመፅኡ ምክትል ፕሬዚዳንት ኩባ ሳልቫዶር ቫልዴዝ ሜሳ ክልተኣዊ ልዝብ ኣካይዶም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዓውዲ ሕክምና፣ ግልጋሎት ቱሪዝም፣ ትምህርቲን…

ኢትዮጵያ ንመበል 28 ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ልዑል ምድላው ከምዝገበረት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንመበል 28 ዓለም ለኸ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምስታፍ ልዑል ምድላው ከምዝገበረት ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ካብ 20 ሕዳር ክሳብ 2 ታሕሳስ ዝካየድ እቲ ጉባኤ÷ ብሰለስተ ምዕራፋት ዝተኸፈሉ ዝተፈላለዩ…

ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብልምዓት መስኖ ስርናይ ሓጋይ እዚ ዓመት ካብ ዝተሓሰበ 3 ሚሊየን ሄክታር መሬት ክሳብ ሕዚ 800 ሺሕ ሄክታር ብዘርኢ ከምዝተሸፈነ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ንይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብግደአን÷…

ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋርማሲዩቲካል ማኑፋክቸሪንግ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ህንዲ ኣብ 279 ሄክታር መሬት ኣብ ዝዓረፈ ኢንዱስትሪ ፓርክ ቂሊንጦ ብምውፋር መዋእለ ንዋዮም ናይ ምፍሰሳስ ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ድሌቶም ዝገለፁ÷ መሰረተ ልምዓት፣…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ- ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ጀርመን ዝነበሮም ፃንሒት ውፅኢታዊ ነይሩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን። ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጀርመን ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ “ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ” ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ-ኣይተ ማሞ ምህረቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ "ኮምፓክት ዊዝ ኣፍሪካ" ተደማፅነታ እናሓየለ ምምፅኡ ዝተረጋገፀሉ መድረኽ ነይሩ ክብሉ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ገሊፆም። እቲ ጉባኤ ጀርመን ብሓፈሻ ሃገራት ኣውሮፓ ምስ ኣፍሪካ ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ድልድል…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ 12 ክፍሊ ፈተና ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ተምሃሮ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ውፅኢት ካብ ሞንጎ ዘመዝገቡ ተምሃሮ ብተወሳኺ ልዑል ውፅኢት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት የሳልጡ ኣለዉ እቲ ገምጋም ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2016 ዓ.ም ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 12 ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥራምረን ቅመማ ቅመምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ኢትዮጵያ ኣተኣማማኒት ፍልፍል ንድልየት ፍሪያት ግብርና” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ዓለም ለኻዊ ጉባኤ ናይ ኢትዮጵያ…

ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጫፍ ዝሓዙ ተረኻት ንኹሉ ብዘረዳድኡ ተረኻት ክትክኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ከምኡ እውነ ምስ ኣፈ ጉባኤታት ክልላት…