Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀዳማይ ፖለቲካዊ ምኽክር ኢትዮ-ቺሊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ፖለቲካዊ ምኽክር ኢትዮ-ቺሊ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። እቲ ምኽክር ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ተጠባባቒ ኣማኻሪ ጉዳያ ኣውሮፓን ኣሜሪካን እስክንድር ይርጋን ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቺሊ ዋና ዳይሬክተር…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብሄራዊ ግልጋሎት ዜግነት መናእሰይ ሕጊ ኮይኑ ንኽወፅእ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ብሄራዊ ግልጋሎት ዜግነት መናእሰይ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሕጊ ኮይኑ ንኽወፅእ ዝቐረበሉ ውሳነ ሓሳብ ኣፅዲቑ። እቲ ቤት ምኽሪ 6ይ ዘበን ፓርላማ 3ይ ዓመት ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣካይዱ፡፡ ኣብቲ ኣኼቡኡ ድማ ቀዋሚ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ንኸዕቢ ሓቲቶም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ. ፖፕ ተዛቲዮም። ኣብዚ…

ዓቕሚ ዳያስፖራ ንምጥቃም ብዕቱብ ክስራሕ ኢዩ – ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ንተሳትፎ ዳያስፖራ ምቹው ኩነታት ብምስፋሕ ዓቕሚ ዳያስፖራ ማሕበረሰብ ንምጥቃም ብዕቱብ ከምዝስራሕ ግልጋሎት ዳያስፖራ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ልምዓትን ተሳትፎን ስራሕቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኣብ…

ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ዘለዋ ሃፍቲ ምርኣይ፣ ምውፃእ፣ ምፍላጥን ምግልጋልን ይግበኦም – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሎም ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ዘለዋ ሃፍቲ ምርኣይ፣ ምውፃእ፣ ምፍላጥን ምግልጋልን ከምዝግበኦም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። “ብዙሕ ታሪኽ፣ ሓድጊ፣ ባህሊ፣ ህያባት ተፈጥሮ፣ ኣዕዋፍ፣ እንስሳት ዘገዳምን ክጉብነዩ ዝኽእሉን…

ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበት ተምሃሪት

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃናን ናጂ ኣሕመድ ኣብ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ልዑል ውፅኢት ዘመዝገበት ተምሃሪት ክትከውን ክኢላ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክሩዝ ተምሃሪት ዝኾነት ሃናን ናጂ÷ ብተፈጥሮ ሳይንስ 649 ውፅኢት…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረቡሉ ትልሚታ መርሚሩ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)6 ዘበን ፓርላማ፣ 3ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 1ይ ስሩእ ጉባኤኡ እናካየደ ዝርከብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ዝቐረቡሉ ትልሚታ መርሚሩ ኣፅዲቑ። ኣብቲ ጉባኤ ድማ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣፈፃፅማ ክትትል ትርጉምን ውሳነን ሕገ-መንግስቲ፣ ቀዋሚ ኮሚቴ ርክብ መንግስታት…

ኣብ ክልል ትግራይ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ክፋል ኢትዮጵያ ብስኪ ኣጋጢሙ ዝነበረ ጎንፂ ኣብ ክልል ትግራይ ተቛሪፁ ዝነበረ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ ሎሚ መዓልቲ ምሃብ ተጀሚሩ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኪሮስ ጉዕሽ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ኣዲስ ኣበባ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ፖሊሲ ስምምዕነት ከተማ ሚላን ብምዃን ተመሪፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዲስ ካብ ኣፍሪካ ኣበባ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ 4ይ ፖሊሲ ስምምዕነት ከተማ ሚላን ብምዃን ተመሪፃ። ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተወሳኺ ካብ ኣፍሪካ ርእሰ ከተማ ሴኔጋል ዝኾነት ዳካር ኣባል ብምዃን ከምዝተመረፀት ተገሊፁ። እቲ…

ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ሆስፒታሊቲን ፅባሕ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳይንስ ሙዝየም ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢት ኢንቨስትመንት ቱሪዝምን ሆስፒታሊቲን ፅባሕ ንበፃሕቲ ከምዝኽፈት ሚኒስቴር ቱሪዝም ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 29 መስከረም ክሳብ 28 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ክፍቲ ኣብ ዝኸውን…