Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ጉዳይ ሱዳን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም።
እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ምስ ሚኒስትይ ጉዳያት ወፃኢ እንግሊዝ፣ ካናዳን ጀርመንን ኣብ እዋናዊ…
ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ቻይናውያን ብሓገዝ ኢትዮጵያ ክወፅኡ ብምኽኣሎም ነመስግን – ቻይና
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢትዮጵያ ኣቢሉ ብዝተገበረ ልዑል ሓገዝ ኣብ ሱዳን ዝነበሩ ብዙሓት ቻይናውያን ብሰላም ካብታ ሃገር ክወፅኡ ከምዝኸኣሉ ኤምባሲ ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢያን ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ፎረም ኢንቨስትመንት ናይ ወፃኢ ኩባንያታት ኣብ ምስሓብ ውፅኢታዊ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዚያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰለስተ መዓልቲታት ዝተኻየደ ፎረም ኢንቨስትመንት ናይ ወፃኢ ኩባንያታት ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት ንኽዋፈሩ ዕድል ፈጢሩ ኢዩ ተባሂሉ።
ዓቕሚ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ንዝሓለፉ ሰለስተ መዓልቲታት…
ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ-ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣይተ ግርማ ሰንበት 22 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ዝተጣየሸ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ቀብሪ ገሊፁ።
እቲ ስነ-ስርዓት ቀብሪ÷ ድሌትን ሕቶን ወለዶም መሰረት ብምግባር ኣብ ዝተወለዱሉ ቦታ ዞባ ሰሜን ሸዋ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ኣባላት ቦርድ ማሕበር ኢትዮጵያውያን ወገኔ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ኣባላት ቦርድ ኣብ ኣሜሪካ ብዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተመስረተ ማሕበር ኢትዮጵያውያን ወገኔ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ድማ÷ 23 ዓመት ዘቑፀረ እቲ ማሕበር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ስድራቤታት ብምሕጋዝን…
ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ምትሕብባር ዘፈር ቴክኒክና ሞያን ቻይና-ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኸ መድረኽ ምትሕብባርን ዕቤትን ዘፈር ቴክኒክና ሞያን ቻይና-ኣፍሪካ ኣብ ቻይና ከተማ ቤጂንግ ይካየድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ÷ ቻይና ኣብቲ ዓውዲ ዘለዋ ዕዙዝ ተሞክሮ ንሃገራት ኣፍሪካ ተካፍለሉን ኣብ ማዕቐፍ ምትሕብባር ጭቡጥ ማሕለኻታት እቲ ዓውዲ…
ንላዕለዋይ ልኡኽ ኣባል ሃገራ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ከይዲ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ዝጠመተ ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ፍትሒን ኣብ ከይዲ ኣተገባብራ ስግግር ፍትሒ ትኹረት ብምግባር ንላዕለዎት ሓለፍቲ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣባል ሃገራ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ገይሮም።
ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ÷ ኣብ ኣተገባብራ…
ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረት ተቐምጥ ኣላ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ሃገራት ኣፍሪካ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዝሓሸ መሰረትእናቐመጠት ከምዝኾነት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ታንዛንያ፣ ኮሞሮስ፣ ቡሩንዲን ኡጋንዳን ዝገበሩዎ ዑደት…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብቅትለት ኣይተ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ብቅትለት ኣይተግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ኣይተ ግርማ የሺጥላ÷ “ማዕርነትን ማሕበራዊ ፍትሒን ዝነገሰላ ጥንክርቲ ህብረብሄራዊት ኢትዮጵያ ንምህናፅ ኣብ ዝግበር ርብርብ ዝተውሃቦም ዓብዪ ህዝባዊ፣ ውድባዊን…
ርዕሰ ምምሕዳር ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ብሕልፈት ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ግርማ የሺጥላ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መግለፂ ሓዘኖም÷ “ሓውና ግርማ የሺጥላ ኣብ…