Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኢትዮጵያ ዘድሊ ብሕታዊ መገዲ ሰለማዊ ሽግግር ስልጣን ጥራሕ ኢዩ -ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር መርኣዪ ቦታን እዋንን ዝልውጥ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ሰላምን ፀፅታን ጠሚቶም ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉሎም ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን መብርሂን፥ ምዕባለ…

ተሓጋዛይነት ናይ ምስስራሕ ጉልበት ዝበልዕ መንሽሮ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተሓጋዛይነት ናይ ምስስራሕ ጉልበት ዝበልዕ መንሽሮ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝበሉ፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ…

ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ እዋን ለውጢ 170 ቢሊየን ብር ዝነበረ ኣታዊ መንግስቲ ኣብዚ ዓመት 1 ትሪሊየን ብር ትፅቢት ይግበር ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፤ ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ኢትዮጵያ ብጋዝ፣ ዘበናዊ ዱኽዒ፣ መዕርፎ ነፈርቲን ልምዓት ኣባይቲን እንሰርሖ ስራሕ ፀወታ ቀያሪ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሜጋ ፕሮጀክትታት…

ሪፎርም ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብብዙሕ መዐቀኒ ልዑል ለውጢ ብቕልጡፍ ምምዝጋብ ኣኽኢሉ-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዝሃብዎ ምላሽን…

ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ልቓሓ ንምኽፋል ምንም ፀገም ኣይብላን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ልቓሓ ንምኽፋል ምንም ፀገም ኣይብላን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼባ ሎሚ 18 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ካብ ንጉሆ 2፡30 ጀሚሩ…

2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ – ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) 2017 ዓ.ም ይከኣል ኢዩ ተባሂሎም ዘይተሓሰቡ ጉዳያት ዝተወገኑሉ ናይ ዓወት ዓመት ነይሩ ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 5 ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዝተፈላለያ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ብመሰረት ምደባ ሚኒስቴር ትምህርቲ ሓደሽቲ ኣተውቲ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሮም። ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ 2017 ዓ.ም ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም ናብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ መእተዊ ነጥቢ ዘምፅኡን…

ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋ ሃፍቲ ማይ ትርጉም ዘለዎም ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ሃፍቲ ማይ ብዝምልከት ትርጉም ዘለዎም ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። እቶም ሚኒስትር እዚ ዝበሉ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ 2ይ ቅነ ማይን ኢነርጂን ኢዩ። ኢትዮጵያ…

ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ፡፡ ካብ 11 ጥቅምቲ ጀሚሩ እናተኻየደ ዝፀንሐ ምልኣተ ጉባኤ ብዛዕባ እታ ቤተ ክርስቲያን መንፈሳዊ፣ ዕቤት ማሕበራዊን ቁጠባዊ ሃፍቲን፣…