Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መለወጢ ዘበን ብሄር ሲዳማ ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ከተማ ኣሲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ በዓል ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር)ን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሞያ ኪነ-ጥበብ፣ ዓበይቲ ዓዲን ዕድመ…

ፌስቲቫል ውድድር ባህሊን ስፖርትን ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሃረር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 23 ውድድር ባህሊ ስፖርት ኢትዮጵያን መበል 19 ፌስቲቫል ባህሊ ስፖርትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ሃረር ምክያድ ጀሚሩ፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ውድድርን ፌስቲቫል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኦርዲን በድሪ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን…

ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ ፎረም 2026 ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልተ መዓልቲታት እናተኸየደ ዝቐነየ 4ይ ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ይግበሩ ፎረም 2026 ሎሚ መዓልቲ ተዛዚሙ። ኣብቲ ፎረም ዝተፈላለዩ ዘፈራት ዘካተቱ ብሓፈሻ 13 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግገመቱ ውዕላት ኢንቨስትመንት ተፈሪሞም። ኣብ መዛዘሚ…

ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ልዕሊ 700 ተናሓናሕቲ ቅድመ መፃረዪ ዝተፈለዩ 16 ከዋኽብቲ ብመሓዝ ዝጀመረ ውድድር ፋና ላምሮት ምዕራፍ 22 ፅባሕ ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ምዕራፍ ካልኣይ ሰሙን ውድድር ሸሞንተ ተወዳደርቲ ምድብ 2 ምስ ኮከብ ባንድ ስራሕቶም ብክልተ ዙር…

ኣዲስ ኣበባ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ጥዕና ሕብረተሰብ ኣፍሪካ ክተተኣናግድ ተሓርያ፡፡ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካን ማእኸል ዓለም ለኸ ዲፕሎማሲን ዝኾነት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕዚ እውን ንዓለም ለኸ ጉባኤታት ተመራፂት ኮይና ቀፂላ ኣላ፡፡…

ዘመናዊ ከተማታት….

ሃገርና ወናኒት ዘበናዊ ከተማታት ናይ ምግባር ጉዕዞ ብመምርሒ ክምራሕ ኣለዎ፡፡ ነባር ኣናእሽቲ ከተማታት ምዝማን፣ ከምኡ እውን ዘበናዊ ቴክኖሎጂታት ዝተዓጠቓ ሓደሽቲ ከተማታት ምህናፅ ትኹረት ይደሊ፡፡ ኣብ ነባር ከተማታት ዝተዘርግሐ ግዘ ዝሓለፎም ይኹኑ ዘይተዘርግሑ መሰረተ ልምዓታት፣ ብዘበናዊን ንቀፃሊ…

15ሺሕን 492 ተጠቀምቲ ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኣመሪቕና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምግብ ዋሕስናን ብቕዓት መናእሰይን ልምምድ ስራሕ ፕሮግራም 15ሺሕ 492 ተጠቀምቲ ካብ ፅግዕተኛነት ናብ ኣፍራይነት ብምስግጋር ኣመሪቕ ኢለን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን…

ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

"ኣብ ፅኑዕ መሰረት እናተሃነፀ ዝርከብ ዘበናዊ ከተማነትን ምኽታምን ንዝሐሸ ናብራ ወለዶን ምዕባለ ሃገርን መሰረት ኢዩ" - ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ እናወገነቶ ትርከብ ሰፊሕ ስራሕቲ ልምዓት ከተማታት ምስሊ ሃገር ካብ ምልዋጡ ሓሊፉ…

ዋሊድ ሃረር ውቁብ ባህሊ ህዝቢ ሃረሪ ከም ወርሕን ከዋኽብትን ዝደምቀሉ ቦታ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ብምኽንያት በዓል ሹዋሊድ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ኣብ መልእኽቶም ምሸት ሹዋሊድ ውቁብ ባህሊ ህዝቢ ሃረሪ ከም ወርሕን ከዋኽብትን ዝደምቀሉ ፍሉይ ደርፍታትን ምርኢታትን ዘለዎ…

ኢትዮጵያ ብሃገር በቀል ኢኮኖሚ ሪፎርም ብምምራሕ ተወዳዳሪ ዘፈር ኢንቨስትመንት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፣ ኢትዮጵያ ብኢኮኖሚ ሪፎርም ብምምራሕ ተወዳዳሪ ዘፈር ኢንቨስትመንት ትሃንፅ ከምዘላ ገሊፆም። 4ይ ኢንቨስት ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ቢዝነስ ፎረም “ንቢዝነስ ስራሕ ድልውቲ ዝኾነት…