Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ንነዊሕ ዓመታት ኣብቲ ትካል ንዘገልገሉ ላዕለዎት መኮንናት መርሃ ግብሪ ምሃብ ዕቤት መዓርግ የሳልጥ ኣሎ።
ብቲ መርሃ ግብሪ ኣብቲ ትካል ንነዊሕ ዓመታት ንዘገልገሉላዕለዎት መኮንናትን ኣመራርሓታትን ሜዳሊያ፣ ሪቫንን ወረቐት…
ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀንዲ ምኽኒያት ኣብ ልዕሊ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ናይ ዝለዓል ዝነበረ ቅርታ ሕፅረት ፓስፖርት ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት፥ እቲ ትካል ኣብ ዝሓለፉ 30 መዓልታት እንትሰርሖም ዝነበሩ ስራሕቲ ዝጠመተ…
ኣብ እዋን በዓላት ዘጋጥሙ ሓደጋታት ንምክልኻል ምድላው ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓላት ዘጋጥሙ ሓደጋታት ንምክልኻል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ባርዕ ሓዊን ስግኣት ሓደጋን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
በዓል ሞያ ርክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ንጋቱ ማሞ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብ ዝቕፅል…
መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወልተዊነት ዝጠመተ ዘተ ኣብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ብቡሳ ጎኖፋ፣ ቢሮ ገንዘብ ኦሮሚያን ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያን ዝተሰናደአ ኢዩ ተባሂሉ።
ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ሞገስ…
መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ወለንታዊነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት በዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ።
እቲ ኣብ ክልል ጋምቤላ፣ ኦሮሚያን ካልኦት ክልላትን ዝኽበር ዘሎ ዕለት “ወለንታዊነት ንሃገር” ብዘብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
እወንታዊ ተግባራት…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ መኣዲ ኣንጊደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ 424 ሺሕ ነበርቲ ሎሚ መዓልቲ መኣዲ ኣንጊደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ነበርቲ ዓቕሚ ዘይብሎም፣ ንሃገር ሰብ ውዕለታ ከምኡውን ትሑት እቶት ዘለዎም…
ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለንታውነት ንኢትዮጵያዊያን ካብ ፈታኒ ኩነታት ኣሰጋጊሩ ሐዚ ናብ ዘለናሉ ዘብፀሐና ክብሪ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ “ወለንታውነት ንሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ዝኽበር ዘሎ ዕለት…
መዓልቲ ወለንታዊነት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ መላ ሃገር መዓልቲ ወለንታዊነት ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ፡፡
እቲ መዓልቲ ዝተፈላለዩ ሰናይ ተግባራት ብምውጋን ኢዩ እናተኸከበረ ዝርከብ፡፡
እቲ ዕለት "ወለንታዊነት ንሃገር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብሃገርን ወገንን ዝጠቅም…
ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ 270 ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ሃገራት ኣፍሪካን ኤስያን ናብ ሃገሮም መሊሳ።
እቶም ኣብዝሓ ስደተኛታት ካብ ሃገራት ሶማሊያ፣ ኒጀር፣ ቻድ፣ ሱዳን፣ ባንግላዲሽን ናይጄሪያንን ዝመፅኡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ጉዳያት ውሽጢ ዓዲ ሊቢያ ኢማድ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንኣካላት ፀፅታ መርሃ ግብሪ ምሃብ ኣፍልጦ ተሳሊጡ።
ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ከምዝገለፅኡ፥ ሰላምን ድሕንነትን ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምሕላው ብቅንዕናን ተኣማነነትን ንዘገልገሉ ኣካላት ፀፅታ እቲ…