Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ባንዴራኣ ልዕል ዘብሉ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ኣለውዋ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ባንዴራኣ ልዕል ዘብሉ ሓይሊታት ፀፅታን ዜጋታትን ኣለውዋ ክብል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ ዘተን ልዝብን የሳልጥ ኣሎ። መስዋዕትነት ሃፍቲን ፍልጠትን ንክብሪ…

ኢትዮጵያ ትውልዲታት ኣብ ከይዲ ዘበናት ብዘኹርዕ ተጋድሎኦም ዘፅንዕዋ ቤትና ኢያ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትውልዲታት ኣብ ከይዲ ዘበናት ብዘኹርዕ ተጋድሎኦም ዘፅንዕዋ ቤትና ኢያ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። እቲ ቤት ዕዮ ሎሚ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ መስዋእትነት ምኽኒያት ብመግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። ኣብ መልእኽቱ፥ እዛ ናይ…

ኣብ ከተማ ሃረር ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረር ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ ኣብ ልዕሊ ንብረት ጉድኣት ኣብፂሑ። እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ከባቢ ሸዋ በር “ታይዋን” ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ሰፈር ለይቲ ሰዓት 10 ከምዘጋጠመ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኦርዲን በድሪ፥ እቲ ከባቢ…

መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ሰዓት 5 ቅድሚ ቀትሪ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣብ ዘለዎ ደው ብምባል የማናይ…

መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መዓልቲ መስዋእትነት 2 ጳጉሜን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት፥ "ብመስዋዕትነት እትፀንዕ ሃገር!" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ዝተረኸብሉ ደም…

መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ክትግበር ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት መመሓየሺ ሪፎርም ስርዓት ምሕደራን ግልጋሎትን መንግስቲ ኣብ ዝተመረፁ ትካላት ከምዝትግበር ኮሚሽነር ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ኃይሌ (ዶ/ር) ተዛሪቦም፡፡ እቲ ሪፎርም ብፍላይ ኣወሃህባ ግልጋሎት መንግስቲ ኣብ ምምሕያሽ ዝሐሸ…

ግልጋሎት ጥዕና ውፅኢታዊ ዝገብር ግልጋሎት ብሄራዊ መታወቂያ ተግባራዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣወሃህባ ግልጋሎት ጥዕና ውፅኢታዊ ንምግባ ዘኽእል ግልጋሎት ብሄራዊ መታወቂያ ተግባራዊ ምግባሩ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕና ምስ ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ብምዃን እቲ ኣገልግሎት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ÷…

ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ትርከብ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ፍሉይ ጠመተ ብመሃብ ዝበረታታዕ ውፅኢት እናመዝገበት ከምትርከብ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ክንክን ጥዕና ዘድሀበ ዓለም ለኸ ጉባኤ…

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣም ኣምባሳደር ዴንማርክ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ኪራ ስሚዝ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣምባሳደራት ተዛቲዮም፡፡ እቶም ርሰ ምምሕዳር÷ ኣብ ኣተገባብራ ከይዲ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጋጥሙ ዘለዉ…

ልዕሊ 40 ዓመታት ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 40 ዓመታት ኣብ ሞያ ምምሃር ንዘገልገሉ መምህራን መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቡዜና…