Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ እጃም እናዓበየ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዞባዊ ውህደት ሓይሊ ዘለዋ ግደ እናዓበየ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)።
ኢትዮጵያ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኬፕ ታውን እናተካየደ ዘሎ ጉባኤ ኢነርጂ ኣፍሪካ ጎና ጎኒ ብባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት…
ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት ከይተገዝአ እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ- ውድባት ፖለቲካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህዝቢ ትግራይ ንዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ኣይግዛእን ብምባል እቲ ክልል ካብ ዝኣተዎ ፀገም ከድሕን ኣለዎ ኢሎም ውድባት ፖለቲካ፡፡
ዋና ፀሓፊ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ ትግራይ ( ትዴፓ) ሙሉብረሃን ሃይለ ከምዝበልዎ፤ ኣብቲ ክልል ዘሎ ዘይሕጋዊ…
ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ድሕንነትን ሓሬታን ካብ ሕብረተሰብ ሓበሬታ ዝቕበለሉን ካልኦት ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብን ፕላትፎርም ኮሙኒኬሽን ዕላዊ ገይሩ፡፡
እቲ ኣገልግሎት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ከምዘመላኸቶ፤ ካብ ስሩዕ መርበብ…
ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ቀፃሊ 9 ሚያዚያ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅነ መሰረተ ልምዓትን ኮንስትራክሽንን ኢትዮጵያ ካብ 9 ክሳብ 12 ሚያዚያ 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።
እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ካትሃንፅ ኢያ! ፈጠራ፣ ቅልጣፈን ፅሬትን ንብራኸ መሰረተ ልምዓት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክካየድ።
ሚኒስትር…
ቴምር ፕሮፐርቲስ መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቴምር ፕሮፐርቲስ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ንዓቕመ ደካማ ዜጋታት መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ልዕሊ 200 ዓቕመ ደካማ ክፋላት ማሕረሰብ ሓዊሱ 800 ሰባት ከምዝተሳተፉ ተሓቢሩ።
ካብዚ ብተወሳኺ ኣብዚ እዋን እቲ…
“መንእሰይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና” ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳያት ኣልዒሎም ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት መንእሰይ ትግራይ ስልጣን ሒዙ ተዝኸውን ነይሩ ናብዚ ኩሉ ጣጣ ኣይንተኣተውናን ነይርና ክብሉ ተዛሪቦም፡፡
ምክንያቱም ምስ መንእሰይ ብዘመናዊ ቋንቋ…
“ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ” -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ግዜኢ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት ህወሓት ናብ መሬት ክወርድ ዘይክእል ብብሉይ ክልስ ሓሳብ ዝተኣሰረ ውድብ እዩ ኢሎም፡፡
እዙይ ድማ ጥዕና ዘለዎ ፓለቲካዊ ውድብ ባህርያት ኣይኮነን ፤ሓዱሽ ነገር ዝሰምዕ እዝኒ የብሉን፤ ዝርእይ…
ሃገራት ኣብ ኣፍሪካ ዘላቒ ሰላምን ምርግጋዕን ንምርግጋፅ ብሓባር ክሰርሑ ይግባእ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ምስ ሚኒስትራት ምክልኻልን መራሕቲ ልኡኻትን ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ዘተ ኣካይደን።
እተን ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኬንያ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ዚምባብዌ፣ ዛምቢያ፣ ሪፓብሊክ ኮንጎ፣…
መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖
መዛዘሚ ስራሕቲ ተግባራት ኣዋርሕ ጥሪን ለካቲትን 𝟐𝟎𝟏𝟖 ፤
ኣብ ክልቲኦም ኣዋርሕ መሪሕ ዲጂታል ኣገልግሎታት፣ ሰፋሕቲ መሰረተ ልምዓታትን ኢኮ-ቱሪዝምን ዝተመረቑሉ ከምኡ እውን ስትራቴጂካዊ ዓለም ለኸ ምትሕብባራት ዝተጠናኸሩሉ ነይሩ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ…
ንመረፃ ዕውትነት ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ.ኤም.ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ዕውት ንክኾን ደቂ ኣንስትዮ እጃም መሪሕነት ክወስዳ ይግባእ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ዋና ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣደም ፋራህ።
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ኣወዳድባ ደቂ ኣንስትዮ ብምትሕብባር ‘ግደ…