Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን” ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን" ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኮሚሽን መተሓባበሪ ሰናይ ምግባርን…
ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 18 ኣኼባ ሚኒስትራት ኢኒሼቲቭ ቀርኒ ኣፍሪካ÷ ኣቦ መንበር እቲ ኢኒሼቲቭን ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሽዴን ተረኺቦም።
ኮሚሽነር ዓለም ለኸ…
ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ኮኒና
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መሰከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣብ ቱርኪ ኣንካራ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃር ዝበፅሐ መጥቃዕቲ ግብረ ራዕዲ ብፅኑዕ ኮኒኑ።
እቲ ሚኒስቴር፥ “ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን ፀሎትና ንተጎዳእቲን ንስድራ መወትቲን ኢዩ” ኢሉ።
ከምዚ ዓይነት መጥቃዕቲ…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሕብረት ኣውሮፓ ጁታ ኡርፒላይነን ተዛቲዮም።
ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር ጁታ ኡርፒላይነን ንክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ…
ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ "ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ንዘላቒን ፍትሓዊን መፃኢ ግዘ፤ ትግበራ ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ኣፍሪካ ምቅልጣፍ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡…
ኢትዮጵያ ኣብ “ዓውደ ምርኢት ኤክስፖ 2023 ዶሃ” ትተሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ 'ሓምለዋይ በረኻ፣ ዝሐሸ ከባቢ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዶሃ ቢዳ ፓርክ ዝተኸፈተ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ሆርቲካልቸር ትተሳተፍ ኣላ።
ኣብ ኳታር ኣሚር ሼክ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ዝተኸፈተ ዓውደ- ምርኢት÷…
ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን 17 ግዘ ክኸውን ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ዝቕፅል ወርሒ ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝግበር በረራ ኣብ ሰሙን ናብ 17 ግዘ ኣዕቢዩ፡፡
እቲ መገዲ ኣየር ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 1 ሕዳር 2023 ጀሚሩ ናብ ጂቡቲ ዝገብሮ በረራ ሰለስተ ናይ ለይቲ በረራታት ብምጅማር…
ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ልምዓት ከተማ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብ100 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ኢንዱስትሪ ልምዓት ከተማ ምስ ምምሕዳር ከተማ ኣዳማ ብምትሕብባር ኣብታ ከተማ ብ100 ሚሊየን ብር ንዘህንፆ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተነቢሩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምንባር እምነ ኹርናዕ÷ ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ኣክሊሉ…
ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከብፀሖ ዝነበረ መጥቃዕቲ ብሰራዊት ምክልኻል ፈሺሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከብፀሖ ዝነበረ መጥቃዕቲ ብሰራዊት ምክልኻል ፈሺሉ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ሱማሌ ወረዳ ዶሎ ኣዶ ኣብ ልዕሊ ህዝቢን ሃገርን መጥቃዕቲ ንምፍፃም ብምሕሳብ 6 ጀሪካን ተቐፃፃሊ ኬሚካልን 3000 ጥይት ብሬንን…
መፅናዕቲ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣድዓ- በቾ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ4 ቢሊየን ብር ዝህነፅ መፅናዕቲን ዲዛይንን ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ከርሰ ምድሪ ኣድዓ- በቾ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ።
እቲ ፕሮጀክት ብሓገዝ መንግስቲ ደቡብ ኮሪያ ዝውገን እንትኸውን÷ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምብራቕ ሸዋን…