Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቢዝነስ ፎረም ኢትዮ-ሞሮኮ ብሓባር ንምስንዳእ ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል 2024 ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብሓባር ንምስንዳእ ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ፡፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ሞሮኮ ኣብ ኢትዮጵያ ናሻ ኣልዊ ተዛቲየን፡፡ ኣብ ዘተአን ድማ ሰብ…

ልዕሊ 546 ሺሕ ካሬ ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎም ስራሕቲ ልምዓት ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ለሚ ክፍለ ከተማ ኩራ ዝተሃነፁ ሓፈሻዊ ስፍሓቶም ልዕሊ 546 ሺሕን 200 ካሬ ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎም ስራሕቲ ልምዓት ንግልጋሎት ክፍቲ ከምዝኾኑ ተገሊፁ። ንግልጋሎት ክፍቲ ዝኾኑ መሰረተ ልምዓታት ድማ ኣካፈልቲ መገዲ፣ ወሰንን…

ንከበድቲ ተሽከርከርቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፍቓድ መንቀሳቐሲ ከምዝወሃብ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣአዲስ ኣበባ ንከበድቲ ተሽከርከርቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፍቓድ መንቀሳቐሲ ከምዝወሃብ ኤጀንሲ ትራፊክ ማኔጅመንት እታ ከተማ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸልከሉ ሰዓታት ንዝንቀሳቐሱ ከበድቲ ተሽከርከርቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ፍቓድ…

ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝውገኑ ስራሕቲ ለውጢ ዝገብሮ ሓገዝ ከምዘጠናኽር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝውገኑ ስራሕቲ ለውጢ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር እቲ ሕብረት ጁታ ኡርፒላይነን ኣፍሊጠን። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍጹም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ኮሚሽነር ዓለም ለኸ ምትሕብባር…

ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ሓገዙ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብቲ ሃገራዊ ምኽክር ንቁቑሕ ተሳታፊ ንምዃን ምድላው ከምዝተገበረ እውን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብሪሆም፡፡…

ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛቲየን። ብዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ፍራንሷ ኤድሊ ፎሎት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን…

ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝተደገፈ ዲጂታል “ስቴትስኮፕ” ብምጥቃም ኣብ ኣፍሪካ 2ይቲ ሃገር ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝተደገፈ ዲጂታል "ስቴትስኮፕ" ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ድሉው ኮይኑ። እቲ ሓዱሽ ዲጂታል ስቴትስኮፕ ንሰብ ሞያ ሕክምና ናይ ምፍላጥ ስነ - ስርዓት ኣብ ስፔሻላይዝድ…

ብግድፈት ስነ-ምግባር ዝተኸሰሱ 24 ጠበቓታት ተቐፂዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ኮሚቴ ስነ-ምግባር ኣቢያተ ፍርዲ ፌደራል ብግድፈት ስነ-ምግባር ክስ ዝቐረቦም 24 ጠበቓታት መርሚሩ ጥፍኣተኛ ብምባል ቅፅዓት ኣንቢሩሎም። ካብ ሞንጎ 24 ተኸሰስቲ እቶም 18 ፍቓድ ጥብቅነኦም ብእዋኑ ብዘይምሕዳስ ዝተኸሰሱ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ዩኒቨርሲቲዉ ኣብ ከይዲ ምምሃር ትኹረት ዝገብረሎም ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ክልል ህንፀት ዓቕሚ፣ ስራሕቲ ለውጢ ትካላትን…

ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፀብፃብ ከይዲ ስራሕ ምቕራቡ ተገሊፁ።…