Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ተመለስቲ ሰላም ዝረኸቡዎ ሓገዝ ተጠቒሞም ንባዕሎምን ሃገሮምን ክልውጡ ኣለዎም – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ሰላም ዝረኸቡዎ ሓገዝ ተጠቒሞም ንባዕሎምን ሃገሮምን ብስራሕ ንምልዋይ ክተግሁ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ኣገንዚቦም። ኣብቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ህይወት ዝተመለሱ ልዕሊ 680 ዕጡቓት ዴሞክራሲያዊ…

ኮሌጃት ንነበር ተዋጋእቲ ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ክዋፈሩ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ጀ/ል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ሞያዊ ክእለት ተላቢሶም ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀፅ ክሳተፉ ኣብ ምግባርኮሌጃት ሞያን ቴክኒክ ስልጠናን ልዑል ብፅሒት ከምዘለወን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዓውዲ…

ግብሪ ዘይኸፍሉ ነጋዶ ናብ መርበብ ንግዲ ንምእታው ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸ ስራሕ ምስራሕ ይግባእ – ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ ዘይኸፍሉ ነጋዶ ናብ መርበብ ንግዲ ንምእታው ኣብ መፅናዕቲ ዝተደረኸ ስራሕ ምስራሕ ከምዝግባእ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ገሊፀን። ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉሙሩኽን÷ ኣብ…

ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ቅበላ ስሩዓትን ድሕረ ምረቓን ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ቅበላ ስሩዓትን ድሕረ ምረቓን ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ይቕበል ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶክተር ዛይድ ነጋሽ፥ እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ስነልቦና፣ ሓይሊ ሰቡን ዉሽጣዊ ናዉትን ኣዝዩ ከቢድ ሃስያ ዋላ…

ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ፥ ትልምታት ልምዓት በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም እወን ዘተ ከምዝግበረሉ ተገሊፁ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጠረ ምንጋዕ ሰላም ንምፍታሕ ብቑርፀኝነት ክስራሕ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈጠረ ምንጋዕ ሰላም ንምፍታሕ መንግስቲ ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ(ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ…

ትእምት ስድራ ስዉኣት ክድግፍ ግቡእ እዩ-ኣይተ ጌታቸው ረዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ(ትእምት) ብሰንኪ ኣብቲ ክልል ዝነበረ ኲናት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ንስድራ ስዉኣት ዝግበር ሓገዝ ዳግም ከምእትጅምር ተገሊፁ። እቲ ዝግበር ሓገዝ  ዳገም ዝጅመረሉ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ምስ ስድራ ስዉኣት ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ።…

ዩንቨርስቲ መቐለ ንተምሃርኡ ስነስርዓት ኣቀባብላን “እንኳዕ ደሓን መፃእኹም”ን ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ መዓልታ ክቕበሎም ንዝፀንሐ ተምሃርኡ ስነስርዓት “እንኳዕ ደሓን መፃእኹም”ን ኣካይዱ። ኣብ ቀፅሪ ኣሪድ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብ ዝተሳለጠ ስነ ሰርዓት፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚንስትር ትምህርቲ  ሳሙኤል ክፍሌ(ዶክተር)፣…

ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር  ከሮማኒያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓ ዩንቨርስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምስ ኣምባሳደር  ከሮማኒያ ሉሊያ ፓታኪ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ኣካይዶም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝነበረ ታሪኻዊ ርክብ ከምኡውን እቲ ዩንቨርስቲ ካብ ዝተጣየሸሉ እዋን ፈሊሙ ሙያተኛታት…

ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ-ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ዝረአ በዕጥቂ ዝተደገፈ ምንቅስቓስ ብስሩዕ ሕጊ…