Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ርድኢት ዝተሰሓሓተ ኢዩ – ሚኒስቴር ጥዕና

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ኢትዮጵያ ሕማም ዓሶ ጠፊኢ ኢዩ” ዝብል ዝተሰሓሓተ ግንዛበን ዛንዜራ ናይ ዘይምጥቃም ፀገምን ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ጥዕናን ኣህጉር ለኸ ማሕበር ቁፅፅር ሕማም ዓሶን÷ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ 9ይ ኣህጉራዊ ጉባኤ ቁፅፅር…

ውድድር ሰብ ክእለት ድምፂ ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ምዕራፍ 15 ፅባሕ ክጅመር ኢዩ። 12 ተወዳደርቲ እቲ ምዕራፍ ካብ 1 ሺሕ ተወዳደርቲ ተነሓኒሖም ዝሓለፉ ኢዮም። ፅባሕ ቀዳም ኣን ምድብ ሓደ ሽዱሽተ ተወዳደርቲ ባዕሎም ብዝመረፁዎም ዜማታት ምስ ኮከብ ባንድ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀደማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ናብ ኩባ ሃቫና ኣቲዩ። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ኩባ እንትበፅሑ ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኩባ ገነት…

ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ዝውዕል ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብጎንፂ ጉድኣት ንዘጋጠመን ክልላት ንምምሕያሽ ስርዓት ስነ መዓዛ ዝኸውን ስምምዕነት ደገፍ 3 ሚሊየን ዩሮ ተኸቲሙ። እቲ ስምምዕነት ደገፍ፥ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ መንግስቲ ፈረንሳይን ዓለም ለኸ ትካል ምድሓን ህፃናትን ከምዝኸተምዎ…

ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልየን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲታት ትምህርቲ ንትግራይ ሓጊዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ሪጅን ሰሜን ልዕሊ 4 ሚልዮን ብር ግምት ዘለዎ ናውቲ ትምምህርቲ ንተምሃሮ ከተማ እንትጮን ከባቢኣን ሓጊዙ። ኣብቲ ስነስርዓት ርክኽብ ዝተረኸቡ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ኪሮስ ጉዕሽ፥ ብሰንኪ ኣብ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ንምፍላጥ ዘኽእል ኣጋጣሚ ኢዩ ኢሎም። ኢትዮጵያ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መናበዪ ኣረጋዊያን ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል መዕረፊ፣ ክንክንን መናበዪን ኣረጋዊያን ተመሪቑ። እቲ ማእኸል፥ 730 ኣረጋዊያን ንምንባይ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዎ ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ እታ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣገልግሎት ሕክምና ዝወሃበሎም…

ሚኒስቴር ድሕንነት ቻይና ዓቕሚ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌደራል  ኢትዮጵያ ንምምዕባል ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ድሕንነት ቻይና ዓቕሚ ፎረንሲክ ፖሊስ ፌደራል  ኢትዮጵያ ንምምዕባል ደገፍ ከምዝገብር ገሊፁ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ብምክትል ዋና ዳይሬክተር ዲፓርትመንት ዓለም ለኸ ምትሕብባር ሚኒስቴር ድሕንነት ህዝቢ ቻይና  …

ብሪታንያ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብሪታንያ ንማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን ፓውንድ ገይሩ። እቲ ደገፍ ብቀይሕ መስቀል ብሪታንያን ቀይሕ መስቀል ኔዘርላንድስን ኣቢሉ ዝተገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ኣብ ኣተሓላልዋ ጥዕና፣ ፅሩይ መስተ ማይን…

ኣብ ቀፃሊ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብቅርቅርቲ እቲ ግድብ ማይ ኣይፈስስን- ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀፃሊ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብቅርቅርቲ እቲ ግድብ ማይ ነሳይ ምፍሳስ ዕድል ከምዘይህሊ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር ኢ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ስራሕቲ ስቪል…