Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግባራ ቀንዲ ዕማማት ህዝብን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ግደ ሲቪል ማሕበረሰብ ዕዙዝ እዩ- ሌ/ጀነራል ፃድቃን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግባረ ቀንዲ ዕማማት ህዝብን ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን ግደ ሕብረት ማሕበራት ሲቪል ማሕበረሰብ ክልል ትግራይ ዕዙዝ እዩ ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳርን ካቢኔ ሴክሬታርያት ዲሞክራታይዜሽንን ዘይምእኹል ምሕደራን ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ …
ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ 29 ሓምለ ጀሚሩ ተምሃሮ ከምዝቕበል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ካብ 29 ሓምለ ክሳብ 1 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ቅበላ ተምሃሮ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚደንት ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ዶክተር ዛይድ ነጋሽ፥ እቲ ዩኒቨርስቲ ብሰንኪ ኵናት ኣብ ስነልቦና፣ ሓይሊ ሰቡን ዉሽጣዊ ናዉትን ኣዝዩ ከቢድ ሃስያ…
ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣወዳድባ ክልል ደቡብ ዝጠመተ ዘተ ኣመራርሓ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይሳለጥ ኣሎ።
ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፥ ኣወዳድባ ንዝበነበረና ክብሪ ዘስእን ዘይኮነስ ከብሪ ሕብረተሰብ ዝውስኽ ኢዩ ኢሎም።
ኣብ እዋን ጉባኤ በቢከባቢኡ…
ሰር ቦብ ጌልዶፍ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ገባሪ ሰናት ኣይስ(EYES) ካብ ሰር ቦብ ጌልዶፍ ዝረኸቦ ን10 ሸሕ ህፃናት ትግራይ ዝውዕል ናውቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ።
ኣካያዲ ስራሕ ኣይስ ኣይተ ብስራት መስፍን፥ ህፃናት ትግራይ ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክምለሱን…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ኣቦታት ሃይማኖትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።
ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ምን ትልሚ 2016 ዓ.ምን ዝጠመተ ዘተ ከምዝግበር ግዜኢ ፀብፂቡ።…
ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ ገንዘብ፥ 23 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ክፍተት ከምዘሎ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ከም ሃገር በቢዓመቱ ንመማልኢ እታዎታት ኣገልግሎት ትልሚ ስድራ ካብ ዘድሊ 41 ነጥቢ 1 ሚሊየን ዶላር፥ 2 ሚሊየን ዶላር ካብ…
ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ፅባሕ ክጅምር ከምዝጅምር ተገሊፁ።
ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ጌቱ ነገዎ ንግዜኢ ከምዝበልዎ፥ እቲ ጉባኤ ንክልተ መዓልታት ክፀንሕ ኢዩ።
ኣብ ፃንሒቱ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ 2015 ዓ.ም…
ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ቤህነን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ (ቤህነን)ን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎመረ ጉዳይ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣቦ መንበር…
በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ 55 ቢሊየን 836 ሚሊየን 723 ሺሕን 309 ብር ንኽኸውን ናብ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቐ በጀት 2016…
ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን መፍረያይነት ስርናይ ንምምሕያሽ ዝውዕል ስምምዕነት ልምዓት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት÷ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሚነስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ፤ ንፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን…