Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ጥዕና፣ ኢንቨስትመንት፣ ባህሊን ስግግር ቴክኖሎጂን ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ።
ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያ ርክባት ወፃኢ ዲማ ነገዎ (ዶ/ር) ምስ…
ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጀይ ባንጋ ኣብ ካልኣይ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ፃንሒቶም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም።
ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ልምዓት…
ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ሓጋዚ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ኤሪክ ሜየር ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ መርሃ ግብሪ መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘድሀበ ከምዝኾነ እቲ ባንኪ ኣብ ትዊተር ገፁ ኣብ ዘመሓለለፎ ሓበሬታ ኣመልኪቱ።…
ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ዩኔስኮ ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጌዴኦ ዝርከብ ባህላዊ መልክዓ ምድሪ ጌዴኦ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንኽምዝገብ እናተሰርሐ ምዃኑ መምርሒ ባህሊን ቱሪዝምን እቲ ዞባ ገሊፁ።
የዞኑ ባህል እና ቱሪዝም መምሪያ…
ዩኒቨርሲቲ መቐለ ተምሃሮ ምቕባል ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ምጅማሩ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ዋና ፈፃሚ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ሰሎን ኣብርሃ (ዶ/ር)÷ዩኒቨርሲቲ መቐለ ሎሚ ዕለት ተምሃሮ ምቕባል ከምዝጀመረ ኣረጋጊፆም፡፡
ሎሚ ናብቲ…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ሼዳት ተመሪቖም ንስራሕ ድሉዋት ኮይኖም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ኣብ 100 ሺሕ 414 ካሬ ሜትሮ መሬት ዝተሃነፁ 158 መስርሒ ሼዳት ተመሪቖም ብትግሃት ንዝስርሑ ሰባት ድሉዋት ከምዝኾኑ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ኣብ ወርሒ ሰነ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ሶሻል ኢኖቬሽንን ኣዘርባጃን ኡልቪ ሜዲዬቭን ጉጅለ ልኡኸንን ዘቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ ዘበናዊን ቅልጡፍ ኣገልግሎትን ኣብ ሓደ ማእኸል ምሃብ ኣብ ዘኽእል መገዲታት ተላዚበን።…
ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ልምዓትን ምምሕዳርን መሬት ኣዲስ ኣበባ ካብ ትሕዝቶ መሬት 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ኣኪቡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ቀነኣ ያደታ (ዶ/ር)፥ ካብቲ 5 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ብተወሳኺ 144 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ብምትሕልላፍ 3 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር…
ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበሩ ምስ ዝርከቡ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጃይ ባንጋን ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ትካልን ኣብ ዘለዉ ሓበራዊ ጉዳያትን ሰናይ ርክቦም ብዝበለፀ ምጥንኻር…
ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል መጠንቀቕታ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋልታ ሃገር ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝንዛሕ ምጥፋእ ሽም ደው ንክብል ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣጠንቂቑ።
ዳይሬክተር ዳይሬክቶሬት ርክብ ህዝቢ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ሰራዊት…