Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ናብ ዘላቒ ልምዓት መእተዊ መገዲ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ሃፍቲ ሰብ ናብ ዘላቒ ልምዓት መእተዊ መገዲ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኣብ ታንዛኒያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ…
ብኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጄኔቫ ዑደት ስራሕ እናገበረ ይርከብ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣይተ ገብረመስቀል ጫላ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄኔቫ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ።
ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ስዊዘርላንድ ፃንሒቶም÷ ጄኔባ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ንግዲ ዓለም ተዓዚቦም፡፡
እቲ መርሃ…
ዓመታዊ ክብረ-በዓል ቁልቢ ገብርኤል ብሰላም ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ-በዓል ቁልቢ ገብርኤል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ኣካላት ምምሕዳር፣ ኣቦታት ሃይማኖትን ሕብረተሰብ እቲ ከባቢን ብምውዳድ ብዝሰርሑዎ ስራሕ ምኽባር ፀፅታ÷ እቲ በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ካብ…
ርእሰ ምምሕዳር ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰን ንዝተፈላለዩ ቦታታት ሓላፍነት ሽመት ሂቦም።
ብመሰረት እዚ፦
ኣይተ ኣበራ ባያታ - ኣማኻሪ መሰረተ ልምዓት ርእሰ ምምሕዳር
ኣይተ መሓመድ ኣብዱላዚዝ - ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ንደቂ ሰብኣያ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ መቕፃዕቲ ሞት ተፈሪዱዋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ክፍለ ከተማ ቡራዩ ወረዳ ከታ ንክልተ ደቂ ሰብኣያ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ናይ ሞት መቕፃዕቲ ተፈሪዱዋ።
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ከተማ ሸገር ሎሚ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእይኡ ደቂ ክልተ ዓመትን 12 ዓመትን ደቂ ሰብኣያ ኮነ…
ብጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባቢታት መሊስካ ንምህናፅ ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር በጀት ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ኮሚቴ ፕሮጀክት ብጎንፂ ጉድኣት ዝበፅሖም ከባቢታት መሊስካ ምህናፅ ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ብጎንፂ ጉድኣት ኣብ ዝበፅም ከባቢታት ንተግባር ዳግመ ህንፀትን ዝውዕል 60 ሚሊየን ዶላር በጀት ኣፅዲቑ፡፡
ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ኣብ ዝተኻየደ…
ኣብ እዋን ክረምቲ ኣብ ድልድላት ዝበፅሕ ጉድኣት ንምንካይ ኣሽከርከርቲ ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ232 ሚሊየን ብር ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ፈሪሶም ዝነበሩ ድልድላት ብምህናፅን ብምፅጋንን ንግልጋሎት ክፍቲ ምግባር ከምዝተኸኣለ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ጌትነት ዘለቀ…
ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሴንት ፒተርስበርግ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ ፅባሕ ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዱሲያ ኣፍሊጡ።
ንክልተ መዓልቲታት ኣብ ዝፀንሕ ጉባኤ÷ 49 ሃገራት ኣፍሪካ ከምዝሳተፋ ተገሊፁ።
ሓጋዚ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ዝኾኑ…
ኣብ ክልል ሶማሌ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እምነ ኹርናዕ ተቐሚጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅሬት ትምህርቲ ብፍትሓውነት ንምብፃሕ እናተሰርሐ ከምዝርከብ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)÷ ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ፋፋብ ወረዳ ባቢሌ ቀበሌ ኣቦሽ ንዝህነፅ ሞዴል 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኦቦሻ እምነ ኹርናዕ…
እዚ ሰሜን ምዕራብ ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣብ ውሽጢ ኣፀጋሚ ፖለቲካዊ ኩነታት ለውጢ ዝወለዶ የማናይ ኢድ ሰራዊት ምክልኻል ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
መዛዘሚ ዘተ ዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ እዚ ተኻይዱ።…