Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ መልቀቒ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ም ምሃብ ተጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ፈተነኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡ ሃገር ለኸ ፈተና ማሕበረዊ…

ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዝተፈላለዩ ሹመታትን ኣዋጃትን ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ብመሰረት እዚ ተመስገን ዲሳሳ(ዶ/ር) ዋና ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ብምዃን ተሸይሞም። ብተወሳኺ ሓለፍቲ ዝተፈላለያ ትካላት እቲ ክልል ዝኾኑ 11 ሰባት…

ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንተፈተንቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ኣብ ኣወሃህባ ፈተና ዝጠመተ መብርሂ ተዋሂቡ። ነቲ ፈተና ዝወስዱ ተምሃሮማሕበራዊ ሳይነስ ናብ ዘዝተመደቡሉ ዩንቨርስቲ ከምዝኣተዉ ይፍለጥ። እቶም ተምሃሮ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንዝወሃቦም ፈተናን ትካላዊ ምድላውን ዝጠመተ…

ንምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ዘምፅእ ትካላዊ ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምዕሩይነትን ምዘናን ኢትዮጵያ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ግልጋሎት ብመሃብ ሸርፊ ወፃኢ ከምፅእ ዝኽእል ትካላዊ ዓቕሚ እናተፈጠረ ምዃኑ ገሊፁ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር ኮርፖሬት ሰርቪስ እቲ ትካል ጋሻው ተስፋዬ፥ ንፍርያትን ግልጋሎትን ላቦራቶሪ…

ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ናይ ምጥንኻር ድልየት ከምዘለዋ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገር  ኤድሞንዶ ቺሬሊ ገሊፆም። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ምስ ሚኒስትር…

ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ክተጠናኽር ኢያ – ለሊሴ ነሜ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ስዊዘርላንድ ዘለዋ ምትሕብባር ኢኮኖሚ ንምጥብንኻር ድልየት ከምዘለዋ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ(ኢ/ር) ገሊፀን። እተን ኮሚሽነር ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ዘቲየን።…

ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ልዕሊ 17 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ  ልዕሊ 17 ነጥቢ 3 ቢልየን ብር በጀት ዓመት 2016 ዓ.ም ኣፅዲቑ። እቲ ካቢኔ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ዝቐረበሉ ረቂቕ በጀት ዓመተ 2016 ብዝርዝር ከምዝዘተየ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ ነቐፃሊ ዓመት…

ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ መራሕቲ ልምዓት ሓይሊ ሰብ ኣፍሪካ ኣብ ታኒዛኒያ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ “ምቅልጣፍ መዕባለ ኢኮኖሚ ኣፍሪካ፣ መናእሰይ በትምህርቲን ክእለትን ብምብቃዕ ፍሪያቶም ምስሳን” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ኢዩ ተባሂሉ። ብምክትል ቀዳማይ…

27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለየ መጠንን ምልክት ስርሒትን ዘለዎም 27 ዝተሰረቑ ካሜራታት ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቶም ካሜራታት ትማሊ 17 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ወረዳ 8 ፍሉይ ሽሙ ማዕኸል ዕዳጋ ይርጋ ሃይሌ እናዳ ፅገና…

ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ቅድመ ምድላው ፈተና 12 ክፍሊ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅግጅጋ ብምርካብ ቅድመ ምድላው መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ 2015 ዓ.ምን ኩነታት ኣቀባብላ ተምሃሮን ተዓዚቦም። እቶም ሚኒስትር÷ ምስ ኣመራርሓታት ብሄራዊ ክልል ሶማሌ ብምዃን ኢዮም ቅድመ ምድላው…