Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 2018 ዓ.ም 12 ክፍሊ ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ፈተናታት ትምህርቲን ምዘናናን ትሕዝቶታት ሃገር ለኸ ፈተና 12 ክፍሊ ዘበነ ትምህርቲ 2018 ዕላዊ ገይሩ፡፡
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት እሸቱ ከበደ (ዶ/ር) ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ መዛዘሚ ፈተና 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ካብ…
ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ዝነበረ ፃንሒት ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ረኺብና ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ።
እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ዓመታዊ ኣኼባ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝነበሮ…
ባንኪ ዓለም ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምዕባይ ሓገዝ ቴክኒክን ፋይናንስ እናገበረ ይርከብ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም ኣጀንዳ ልምዓት ኢትዮጵያ ንንምዕባይ ሓገዝ ቴክኒክን ፋይናንስ እናገበረ ከምዝርከብ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ ገሊፆም፡፡
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ኣኼባ ግሩፕ ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ…
ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ – ኣይተ ኣመድ ሺዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን ቆራፅ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣመድ ሺዴ ገሊፆም።
ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ…
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ተዛቲዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ሰብ ሞያ ሚዲያ ሎማዓንቲ ተዛቲዩ።
እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ንዝሳለጥ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር እጃሞም ንኽፃወቱ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ሓበራዊ ያታታት ዝኾኑ ሃገራዊ ፕሮጀክታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያዊያን ሓበራዊ ምትሕብባር ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዛዘመ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ድማ ህንፀቶም ዝተጀመሩ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ድኽነትን ካብ ምስዓር ሓሊፉ ሓበራዊ ያታታት ኢዮም ኢሎም ምሁራንን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን።…
ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰለስተ ዋና ዋና ኣጀንዳታተ ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ኣኼባኡ ኣካይዱ።
እቲ ካቢኔ ኣብ ዝቐረቡ ሰለስተ ዋና ዋና ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡
ብመሰረት እዚ፡-
1ይ. ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቁፅሪ ኣባላት ቤት ምኽሪ…
ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምኽባር ሰላም ናይ ምፅናዕ ተግባሩ ኣጠናኺሩ ቀፂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ልዕልነት ሕጊ ብምኽባር ሰላም ናይ ምፅናዕ ተግባር ኣጠናኺሩ ቀፂሉ ኢሎም ዋና ኣዛዚ መበል 11 እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄኔራል ኣድማሱ ኣለሙ።
"ሰላም ንኩሉ፣ ኩሉ ንሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ላዕለዎት ኣመራርሓ ሰራዊት…
ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ካብ ድሕሪ ዝሓለፈ ዑደት ዝልካዕ ዕቤት ስራሕ ኣርኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ካብ ዝነበረኒ ዑደት ንደሓር ዝልካዕ ዕቤት ስራሕ ኣርኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷…
ዓለም ለኸ ድንጋገታት ሰብኣዊ መሰል ምሽርሻር ብሚሊየን ዝቑፀር ህይወት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ድንጋገታት ሰብኣዊ መሰል ምሽርሻር ብሚሊየን ዝቑፀር ህይወት ኣብ ሓደጋ ኣውዲቑ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
መበል 151 ጉባኤ ሕብረት ፓርላማ ዓለም (ኣይፒዩ) ኣብ እዋን ፀገም ድንጋገታት ሰብኣዊነት…