Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ንምዕድንፋዕ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን እቲ ዓውዲ ንምድንፋዕ ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ ኢሉ። እቲ ሚኒስቴር ዓውዲ ትራንስፖርት ብዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ተዘ እናካየደ ይርከብ። ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን በርኦ…

ከንቲባ ኣዳነች በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር ልዕሊ 100 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምኽንያት ብምግባር ልዕሊ 100 ሺሕ ንዝኾኑ ዜጋታት መኣዲ ኣካፊለን፡፡ ከንቲባ ኣዳነች÷ እቲ ሓገዝ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ዓቕመ ደካማታት፣ ጉድኣት ኣካል ከምኡ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዝተፈላለዩ ዘፈራት ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስን ጣሊያን ጂያንካርሎ ጆርጌቲ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ወሰንቲ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያት ብዝህልወን ምትሕባር ብትኹረት ተመያይጦም፡፡ ጂያንካርሎ…

ብኽነት ነዳዲ ከይህሉ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ – በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኽነት ፍርያት ነዳዲ ከይህሉ ኩሉ ዜጋ ሓላፍነቱ ክዋፃእ ይግባእ ኢሎም በዓል ዋና ዳይሬክተርመዚ ነዳዲን ኢነርጂን ደስታው መኳንንት (ዶ/ር)፡፡ እቶም ዳይሬክተር ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝበሉዎ÷ ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሽግሽግ ዕዳ ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያን ስምምዕነት ሽግሽግ ዕዳ ብምፍርራም ዘለወን ስትራቴጂካዊ ምሕዝነት ኣጠናኺረን። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴን ሚኒስትር ኢኮኖሚን ፋይናንስንጣሊያን ጂያንካርሎ ጆርጌቲ ተፈራሪሞምዎ። ስትራቴጂካዊ ምትሕብባር…

ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ ወደብ እንዶዴ ኮንቲነራት ናይ ምትንጋድ ዓቕሚ ብምዕባይ ኣብ ዓውዲ ሎጂስቲክስ ዘለዎ ርኡይ ለውጢ የምፅእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ደረቕ…

ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ዞባ ጋሞ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ 3 ሚሊየን ብር ገይሩ፡፡ ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ እቲ ሓገዝ ኣብ ዘረከቡሉ እዋን፥ በቲ ሓደጋ ዝተጎድኡ ወገናት ናብ ስሩዕ ናብራኦም ክሳብ ዝምለሱ ተኸታታሊ ሓገዝ…

ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብግቡእ ንኽትግበሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ምስ ዝተፈጠረ ቅልውላው ተተሓሒዙ ነዳዲ ብሓላፍነት ንምጥቃም ዘኽእሉ ኣሰራርሓታት ብግቡእ ንኽትግበሩ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣተሓሳሲቡ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ዘለወን ዝፀንሐ ምሕዝነት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢን ዓለም ለኸ ምትሕብባርን ጣሊያን ኤድሞንዶ ችሬሊ ተዛቲዮም። ብኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልተኣዊ ምትሕብባር ኢትዮ-ጣሊያን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ዘትዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ መዘሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ምስ ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብ ክልተኣዊ…