Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ – ኣቶ ኣወል ኣርባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ‘ኒዒን ሌ ፓልም ሎጅ’ ንዓና ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ እዩ፤ ንህዝቢ ትርፊ ዘለዎን ዝጠቅምን እዩ ኢሎም ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ትማሊ ኣካል ውጡን ገበታ ንወለዶ ዝኾነ ‘ኒዒን ሌ…
ክልተ ፅዋዕ ዝተሸለመት እየሩስ ብርሃኑ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወሎ ንመበል 18 ግዘ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 444 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ዘመረቖም ተምሃሮ እተን 463 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና÷ ተምሃሪት እየሩስ ብርሃኑ ካብ ሞንጎአን ሓንቲ ኢያ።
ክልተ ፅዋዕ ክትሽለም ዝኸኣለት እታ…
ዩኒቨርሲቲታት ሃዋሳን ሃረማያን ብዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ኣመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲታት ሃዋሳን ሃረማያን ብዘፈር ጥዕና ዘሰልጠኑዎም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቖም፡፡
ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ሃዋሳ ብዓውዲ ሕክምና ዘሰልጠኖም 427 ተምሃሮ ኣመሪቑ፡፡
ብመሰረት እዚ ብዶክተሬት ሕክምና 88፣ ብጥዕና ሳይንስ…
ደቂ ኣንስትዮ ብጥበብ ይነብራ፤ ብርእሰ ምትእምማን ይሰርሓ፤ ድማ ይኽእላ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ ንጉሆ 16 ሺሕ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ጎደና ኣጀሚረን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብቲ እዋን÷ ደቂ ኣንስዮ ጥበብ ይኖራሉ፤ ብጥበብ ይነብራ፤ ብርእሰ ምትእምማን ይሰርሓ፤…
ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓታት ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዋና ዳይሬክተር ብሄራዊ ደሕንነት ኣገልግሎት ጀነራል ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን፣ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ብሄራዊ ረብሓታት ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም።
በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ምስ…
ስነ ስርዓት በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ብብርኪ ሃገር ብድምቐት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ብብርኪ ሃገር ብድምቀት ተካይዱ ኢሉ ፌደራል ፖሊስ ኢትዮጵያ።
እቲ ትካል ከምዘፍለጦ ፤ ሶላት ዒድን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓትን ብዓወት ንምዝዛም ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ…
ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀት ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ መበል 1ሺሕን 447 ስነ-ስርዓት ሶላት ዒድ ኣል ፈጥር ብድምቀትን ተኸቢሩ ተዛዚሙ ኢሉ ላዕለዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ።
እቲ መምርሒ ከምዘፍለጦ፤ ስነ-ስርዓት ሶላት ብዓወት ንኽዛዘም ኣካላት ፀጥታ…
ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ንበዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣሕሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ን መበል 1ሺሕን 447በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።
እተን ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፥ ንኹሎም ተኸታተልቲ እምነት እስልምና…
በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተኻይዱ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ሶላት ዒድ ብዓብዪ ድምቀት ተካይዱ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘመሓላለፍኦ መልእኽቲ፤ እቲ መርሃ ግብሪ ብዓወት ክዛዘም…
ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኮኬይን ሓቢኣ ንምሕላፍ ዝፈተነት ተጠርጣሪት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ 500 ግራም ኮኬይን መዕወኒ ሓሽሽ ሓቢኣ ንምሕላፍ ዝፈተነት ተጠርጣሪት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒላ፡፡
ሙኪሳ ስቴላ ዝተብሃለት ኡጋንዳዊት ውልቀሰብ እቲ መዕወኒ ሓሽሽ ኣብ ውሽጢ መሕለዊ ፅሬት ደቂ ኣንስትዮ…