Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፅንፈኛ ፋኖ ምስ ተሰሪኻ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ልኡኽቶ ብምቐባል ብኲናተ ውክልና ሃገር ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝንቀሳቐስ ፅንፈኛ ፋኖ ምስ ተሰሪኻ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ልኡኽቶ ብምቐባል ብኲናተ ውክልና ሃገር ንምፍራስ ይሰርሕ ኣሎ ኢሉ ኢዱ ንመንግስቲ ዝሃበ ሓላፊ ሓበሬታን ድሕንነትን እቲ ጉጅለ ያረጋል ኣያና ።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ንባዕሉ…
ኩለመዳይ ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ንምጥንኻር ብትኹረት ክስራሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኩባን ዘለወን ኩለመዳይ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ክስራሕ ኢዩ፡፡
ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ ብልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ብፕሬዚዳንት ኢንስቲትዩት ምሕዝነት ህዝቢታት ኩባን ኣባል ፓርላማ እታ…
ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ቀፃሊ ሰኑይ ጀሚረን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክጅምራ ኢየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኩለን ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ዕለት 5 መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚረን ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ክጅምራ ኢየን
ንምምሃር ምስምሃር ኣድላዪ ዝኾኑ ናውቲታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተኻየዱ ሚኒስቴር ትምህርቲ ገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት…
ምምራቕ ግድብ ህዳሰ ሓበራዊ ዓወት ካብ ምርኣዩ ብተወሳኺ እዋን ምብራኽ ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምራቕ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሓበራዊ ዓወት ካብ ምርኣዩ ብተወሳኺ እዋን ምብራኽ ኢትዮጵያ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁራን።
ዳይሬክተር ሳይንቲፊክ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ዩኒቨርሲቲ ኣርባምንጭ ሙሉነህ ለማ (ዶ/ር)፥ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ኪን-ኢትዮጵያ ኣብ ራሺያ ከተማ ሴንትፒተርስበርግ ፈላማይ መድረኽ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኪን-ኢትዮጵያ ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ መድኽ ባህልን ጥበብን ኣብ ራሺያ ከተማ ሴንትፒተርስበርግ ፈላማይ መድረኽ ኣቕሪቡ።
ኣብቲ መድረኽ ምርኢት ሙዚቃን ባህላዊ ኣከዳድናን ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ተኻይዱ።
ነበርቲ ከተማ…
መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት የኽብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፤ 1 መስከረም፣2018 ዓ.ም (ኤፍ ኤም ሲ)መልላእ ኢትዮጵያውያን ሓዱሽ ዓመት 2018 ዓ.ም የኽብሩ ኣለዉ።
1 መስከረም ኣብ መልላእ ሃገር ብዝተፈላለየ ምድላው ይኽበር ኣሎ።
ኣቦታት ሃይማኖት ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ዓመት ንሰላምን ዕብየትን…
ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ምንግልታዕ ነበርቲ ዝንኪ ስሉጥን ቅልጡፍን ኣገልግሎት ንምሃብ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ሓዱሽ ብስራት ሒዝና መፂእና ኢለን ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ ኣገልግሎት ኣዲስ መሶብ ሓደ ማእኸል ስራሕ…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ሰራዊት ምክላኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ሓዱሽ ዓመት ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሰላም ናይ ምፅናዕ ስራሕቲታቱ ኣጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ኢሎም፡፡
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሓዱሽ ዓመት 2018…
መልእኽቲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡-
እንዃዕ ን2018 ሓድሽ ዓመት ኣብፅሐኹም።
ዝሓለፈ ዓመት ኣብ መዛዘሚ ግድብና ብስራት፣ ብኩሎም ዝተለምናዮም ተግባራት ዝነበረና ኣፈፃፅማ ሰናይ ኮይኑ ሓሊፉ፡፡
ክንድቲ ዝግበኣና ዋላ ኳ ኣይኹን እንኽእሎ ሰሪሕና፤ዝተርፈና ዋላ እኳ ተሃለወ ዓብዩ ዓወት ረኺብና፡፡
ካብ ሎሚ ፅባሕ ይበልፅ።…
ሓዱሽ ዓመት ዕቤት ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እነሳግረሉ ክኀውን ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓዱሽ ዓመት ህንፀት ባህሊ ዴሞክራሲ ብምጉልባት ዕቤት ኢትዮጵያ ናብ ዝለዓለ ደረጃ እነሰጋግረሉ ክኸውን ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡
እቶም ኣፈ ጉባኤ ሓዱሽ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ…