Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሰናይ ፍቓዶም ደም ዝልግሱ ቁፅሪ ሰባት ክብ ንምባል ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰናይ ፍቓዶም ደም ዝልግሱ ቁፅሪ ሰባት ክብ ንምባል ምስራሕ ይግባእ ተባሂሉ። እዚ ድማ ብሰንኪ ሕፅረት ደም ዘጋጥም ፀገም ኣብ ምቕራፍ ከምዝሕግዝ ተገሊፁ። ኣገልግሎት ባንኪ ደምን ህብረህዋስን ኢትዮጵያ፥ “ደም ይለግሱ ህይወት የትርፉ” ብዝብል…

ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ክፍተት ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሕማም ዓሶ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ኣብ ዝስርሑ ስራሕቲ ክፍተት ከምዘሎ ተሓቢሩ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና ብዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ናብ ክልል ትግራይ እኹል ዝኾነ ናዉትታት ሕክምናን ኣፋዉስን ብዝይምእታዉ እቲ ሕማም…

መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርመር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሳልሳይ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርመር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ቡሌሆራ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ሰበኽ ሳግምን ለውጢ ክሌማን ጠመተ ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ። ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ምርምር ምስ ለውጢ ክሌማ ተዛሚዱ ዘጋጥም ሓደጋታት ምፅዋር…

ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኽ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ቻይና ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ንክዋፈሩ ምግባር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ምምሕያሽ…

ባንኪ ወጋገን ኣብ መቐለ በዓል 25 ደብሪ ህንፃ ንምስራሕ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ኣብ መቐለ በዓል 25 ደብሪ ህንፃ ንምስራሕ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን…

ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ ይስራሕ ኣሎ-ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ መዓልኡ ንክውዕል ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ የስራሕ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብምኽኒያት ጎንፂ ንፀገም ንዝተቓቀልዑ…

ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን 1 ሚሊየን ብር ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ዕለተ ቀዳም ክነሓንሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ሰብ ውህብቶ ድምፃውያን ንፈለማ እዋን 1 ሚሊየን ብር ኮይኑ ዝቐረበ ልዑል ሽልማት ንምውሳድ ኣብ ፋና ላምሮት ቀፃሊ ዕለተ ቀዳም ክነሓንሑ ኢዮም። ብመሰረት እዚ ሃብታሙ ይሄነው፣ ግሩማ ሞገስ፣ በረከት ደሞዝን ዘውዱ ኣበበን  ኣብ ፋና…

ኮነ ኢሎም ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ዝውዝዑ ውልቀ ሰባት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮነ ኢሎም ስኑዕ ሓበሬታ ኣብ ልዕሊ ዝውዝዑ ውልቀ ሰባት ዝውሰድ ዘሎ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ሃገራዊ ለውጢ ስዒቡ መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንምሃብ ካብ መንጎ ዝወሰዶም ስጉምቲታት ሓደ ገህሰት…

መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጣ ሰነድ ጨረታ መንበሪ ኣባይቲን ቦታታት ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ብምዝዛም ብዕሊ ተኸፊቱ። እቲ ጨረታ ሓላፊ ቢሮ ምምሕዳር መሬትን ልምዓትን ኣዲስ ኣበባ ቀነአ ያደታ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ከምዝተኸፈተ ተሓቢሩ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምኽባር ሰብኣዊ መሰል ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ቀዋሚ ኮሚቴ ኣብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ዑደት ኣካይዱ። ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ እውነቱ አለነ፥  እቲ…