Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጄኖኣ ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ግዝኣት ጄኖኣ ኣብ ተሓዳሲ ሓይሊን ፍሪያት ዕንበባን ኢትዮጵያ ንምውፋር ዘለዎም ባህጊ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ደሚቱ ሃምቢሳ ኣብ ግዝኣት ጄኖኣ ምስ ዝተፈላለዩ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ ዘቲየን።…
ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ።
ተፀዋዒ ኤጀንሲ ልምዓት ኢኮኖሚ ካናዳ ኣብ ዓለም ለኸ ልምዓትን ሃገራት ፓስፊከን ሃርጂት ሳጃን፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ቻድን ገብፅን ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ናብ…
ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ፕሬዚዳንት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ኮሚሽነር ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ምስ ኣዘዝቲ ፖሊስ ሶማሊያን ጅቡቲን ዘቲዮም።
እቶም ኮሚሽነር ጀነራል፥ ምስ ኣዛዚ ብሄራዊ ፖሊስ ሶማሊያ ብርጋዴር ጀነራል ሱሉብ ኣሕመድ ፊንን…
ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም።
ቤት ዕዮ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ከምዝበሎ፥ እቶም ፍሉይ ልኡኽ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ክሳብ ቀፃሊ ሰሙን ዕለተ ሰሉስ ኣብ ኢትዮጵያን…
ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰላምን ፀፅታን ኣዲስ ኣበባ ለውጢ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ሀዝብን መሓውር ፀፅታን ብምውዳድ ብመሰረት ዝሰርሕዎ ስራሕ ኢዩ እቲ ለውጢ ከመዝተረኸበ ቢሮ ምምሕዳር ፀፅታን ሰላምን እታ ከተማ ገሊፁ።
እቲ ቢሮን ኮሚሽን ፖሊስ…
ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ኣብ ቀረባ እዋን ህይወቶም ብዝሰኣኑ ኣባል ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሕልና ፀሎት ብምግባር ኢዩ ዘትኡ ጀሚሩ።
ኣብ ፃንሒቱ፥ ኣብ…
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተደራራቢ ግብሪ ንምትራፍን ኣብ ልዕሊ ታክሲ ዝፍፀም ምጭብርባር ንምክልኻልን ዝቐረበ ኣዋጅ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ሉክሰምበርግን ስዊዘርላንድን ብኣታዊ…
ብሰንኪ ዘጋጥሙ ማሕበራዊ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ከምዘሎ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማ ወይድማ ናይ ስሚዒት ምቅዋስ ብሰንኪ ከምሀገር ዘጋጥሙ ዘለዉ ማሕበራዊ ፣ ፖለቲካዊን ቁጠባዉን ቅልዉላዋት ኣብ ማሕበረሰብና ብሰፊሑ ዝረኣ ፀገም ስነ- ልቦና ኮይኑ ከምዝርከብ ተሓቢሩ፡፡
ትራማ ወይድማ ምቅዋስ ስሚዒት ሰባት ኣብ ሓደ ነገር…
ቆንስላ ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣሊያን ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ክብሪ ቆንስልኡ ኣብ ጣሊያን ጄኖኣ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ስነስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ዩንቨርስቲታት፣ ኣመራርሓ ምመሕዳር ከተማ ጄኖኣ፣ ሰብ ሃፍቲን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብን ተረኸቦም።
ኣብቲ መድረኽ…
ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ክብላ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢቶ ታካኮ ገሊፀን።
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወረዳ ነገሌ ብመንግስቲ ጃፓን ብ13 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ማእኸል መሰልጠኒ ሓረስቶት ተመሪቑ።
ኣብቲ…