Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ 382 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ። ተመረቕቲ ተምሃሮ 248 ብድህረ ምረቐ ከምኡ እውን 963 ድማ ብቅድመ ምረቐ ትምህርጾም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ኢዮም…

118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ናብ ሃገገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 38ቱ ናብ የመን ንምእታው ኣብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣብ ኢድ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ወዲቖም ከምዝነበሩ ተሓቢሩ፡፡…

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ኢምራህ ጉለር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታትን ብሓባር ክሰርሑ ኣብ…

ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሓምለ 2015 ዓ.ም ከመርዝካየድ ተገሊፁ። ኣፈጉ ባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንቱ…

ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት 36 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተወሳኺ በጀት 36 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሞንጎ መንግስቲን መሓዙት ኣካላትን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ…

ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ተደገፍቱ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከብ ማእኸል መሐገዚ ኣረጋውያን፣ ሕሙማት ኣእምሮን ህፃናትን ፍሬምናጦስ ቁፅሪ ድጋፍ ዝገብረሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ልዕሊ 3 ሺሕ ንምብፃሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ። ነዚ ዝኸውን ቦታ ከምዝተረከበ እውን ሓቢሩ። መስራቲን ኣካያዲ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንዓቕመ ደካማታት 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንዓቕመ ደካማታትን ጉዱኣት ኣካልን ነበርቲ 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርኽክብ ከምዝሓበረኦ÷ እቶም…

መንግስቲ ቱርኪ ኣብ ዳግመ ህንፀት ትግራይ ክሰርሕ ኢዩ-ኣምባሳደር ባርክ ባራን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብኣምባሳደር ቱርክ ኣብ ኢትዮጵያ ባርክ ባራን ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ሉኡኽ ዘቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ኢኮኖሚያዊ፣ ማሕበራዊን ፓሎቲካዊን ጉዳያት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ድሕሪ…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ኣብ መምርሒ ምቹው ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ እቲ…

ኢትዮ ቴሌኮም 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም 203 ግልጋሎታት ብምቕራብ 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ÷ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኢትዮ ቴሌኮም ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን፡፡ ኣብ መብርሂአን…