Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ናይ መወዳእታ ፀብፃብ ምርመራ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ናብ ኬኒያ ናይሮቢ እናበረረት ኣብ ዝነበረትሉ ኣብ ከባቢ ቢሾፍቱ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ኣውሮፕላን ኢትዮጵያ ናይ መወዳእታ ፀብፃብ ምርመራ ዕላዊ ኮይኑ።
ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ወይዘሮ…
6 ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ሰብ ሞያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ከምርሕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሽዱሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ሰብ ሞያ ካብ ሰኑይ ጀሚሩ ናብ ዩንቨርስቲ ኣኽሱም ከምርሕ ኢዩ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን መሰረተ ልምዓትን ዶ/ር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት እቲ ጎንፂ ስረሐን…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወላይታ ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ወላይታ ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም፥ ምስቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ብምዃን ሎሚ ኣብ ወላይታ ሶዶ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን መሪቕና” ኢሎም።
እቲ ፋብሪካ…
ኖርዌይ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ሰብዓዊ ሓገዝ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌይ ንኢትዮጵያ ትገብሮ ድጋፍ ሰብዓዊ ሓገዝን ከይዲ ዳግመ ህንፀትን ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣባሳደር ኖርዌጥ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ተወካሊ ኖርዌይ ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣምባሳደር ስቲያን ክሪስቴንሰን ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር÷ ምስ ኣካቢ ቀዋሚ…
ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ምደባን ሓለዋን ምስጢራዊ ሓበሬታ መንግስቲ ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ
አዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ረቂቕ ኣዋጅ ምደባን ሓለዋን ምስጢራዊ ሓበሬታ መንግስቲን ድልዉነት ቴክኖሎጂን ዘድሃበ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኣዋጅ ሓበሬታታት መንግስቲ ንምምዳብን በቢእዋኑ ንምፍታሽን ንኽከኣልን ምስጢራዊ ሓበሬታታት ንኽሕለዉ ከምኡ እውን ከይጋውሑ ንምግባር…
ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ዕጡቓት ህወሓትን ኣብ ናይሮቢ ተራኺቦም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዛዚ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኣዛዚ ዕጡቓት ህወሓትን ኣብ ናይሮቢ ንካልኣይ ግዘ ተራኺቦም ተዛቲዮም።
እቶም ኣዘዝቲ ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ እዮም ተላዚቦም።
እቲ ዘተ ነበር ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ካልኦት ተወከልቲ…
1 ሺሕን 106 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 106 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
እቶም ዜጋታት ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዝነበሩ ተገሊፁ።
እቲ ናይ ምምላስ ከይዲ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እዋናዊ ሓበሬታ…
ሲሚንቶ ብናፃ ዕዳጋ ንክሽየጥ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ አቶ ተሻለ በልሁ ቅድመ ሐዚ ዝነበረ መምርሒ ሽይጣት ስሚንቶ ከምዝተቐየረ ተዛሪበም።
ዋጋ ስሚንቶ ብመንግስቲ ተወሲኑ ንክሽየጥ ዘኽእል መምርሒ ምንባሩ ብምዝኽኻር፥ እቲ መምርሒ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ስሚንቶ ብቐሊሉ ንከይረኽባ…
ጀርመን ንኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 20 ሚሊየን ዩሮ ሰሊዓ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመን ንኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 20 ሚሊየን ዩሮ ሰሊዓ።
እቲ ሓገዝ ብኦቻ ኣቢሉ ዝውዛዕ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት…
ህንፀት ፓርክ ጨርቆስ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ17 ሚሊየን ብር ዝህነፅ ፓርክ ጨርቆስ ሎሚ ተጀሚሩ።
እቲ ህንፀት ኣካቢ ቦርት ባንኪ ዶክተር ቢቂላ ሁሩሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ብዕሊ ተጀሚሩ።
እቲ ቦታ ኣብ ክፍለ ከተማ ጨርቆስ ወረዳ 4 ፊት ንፊት “ቄራዎች…