Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ ብሄራዊ መርሃ ግብሪ ፀሎት ኣብ ኣደባባይ ወዳጅነት ይካየድ ኣሎ።
እቲ መርሃ ግብሪ ፀሎት÷ ሓዱሽ ዓመት 2016 ዓመተ ምህረት ብይቅርታን ብዕርቂን ንምቕባል ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ኣብቲ መርሃ…
ብሰናይ ስነ-ምግባር ዝተሃነፀ ሃገር ዝርከብ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ኣቦታት ሃይማኖት
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወለዶ ብስነ-ምግባር ብምህናፅ ሃገር ተረካቢ ዜጋ ንምፍራይ ዝጀመርናዮ ስራሕ ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና ክብሉ ኣቦታት ሃይማኖት ገሊፆም፡፡
5 ጳጉሜን መዓልቲ ትውልዲ "ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተኸበረ…
ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ግዕዝይና ዝፅየፍን ወለዶ ንምፍጣር ብዕቱብ ምስራሕ ይግባእ – ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብስነ ምግባር ዝተሃነፀን ግዕዝይና ዝፅየፍን ወለዶ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ወሳኒ ብምዃኑ ቀዳማይ ትኹረት ተዋሂቡ ክስረሐሉ ከምዝግባእ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ገሊፁ።
ኮሚሽነር ስነ ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ሳሙኤል ኡርቃቶ (ዶ/ር)…
ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ልውውጥ ፍልጠትን ልምዲን ዘይነዓቕ ረብሓ ኣለዎ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ወለዶታት ልውውጥ ፍልጠትን ልምዲን ዘይነዓቕ ረብሓ ኣለዎ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
የትውልድ ቀን ‘ኢትዮጵያ የትውልዶች ድምር’ በሚል መሪ ቃል በአዲስ አበባ ዋናው ግቢ እየተከበረ ነው።
መዓልቲ ትውልዲ÷ “ኢትዮጵያ…
“መዓልቲ ትውልዲ” ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"መዓልቲ ትውልዲ" ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ።
ሎሚ 5 ጳጉሜ መዓልቲ ትውልዲ÷ “ኢትዮጵያ ድምር ወለዶታት” ብዝብል መሪሕ ቃል ፓናል ዘተ ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ እናተኸበረ ይርከብ፡፡…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሞሮኮ ብሰንኪ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወቶም ብዝሰኣኑ ዜጋታት ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ‘’ንህዝብን መንግስትን ሞሮኮ ብሰንኪ እቲ ዘጋጠመ ምንቅጥቃጥ መሬት ንዝሓለፈ ህይወት…
መበል ራብዓይን መዛዘምን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይን መዛዘምን ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ብዕዉት መገዲ ምዝዛሙ ቀዳምይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣፍሊጦም።
ቀዳምይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ንኢትዮጵያውያ ተሓባቢርና ብምስራሕማ ፈጣሪ ሓጊዙና ክብሉ ኣብ ማሕበራዊ…
መዓልቲ ትውልዲ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መዓልቲ ትውልዲ ብብርኪ ሃገር ይኽበር ኣሎ።
እቲ ዕለት፥ ''ኢትዮጵያ ድምር ውፅኢት ትውልዲታት'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ብመሰረት እዚ ብብርኪ ሃገር ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ።
#Ethiopia
እዋናዊ ሓበሬታ…
ኣብ ክልል ጋምቤላ 13 ኣመራርሓ ካብ መዚነቶም ተኣሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ኣጋጢሙ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ምኽኒያት ብምግባር ብመሰረት ዝተገበረ ገምጋም 13 ኣመራርሓ ካብ መዚነቶም ከምዝተኣለዩ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኡሞድ ኡጁሉ ኣፍሊጦም።
ን55 ኣመራርሓ ድማ ሓዱሽ ናይ ሽግሽግ ሹመት ከምዝተውሃበ…
ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምጥንኻር መዋልዳን ሰፋሕቲ ስራሕቲ ብምስራሕ ስርዓት ጥዕና ትግራይ ምዕዋት ከምዝከኣል ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ማሕበር ሚድ ዋይፈር ኢትዮጵያ ምስ ማሕበር ሚድ-ዋይፈር ክልል ትግራይ ብምትሕብባር ኣብ ከተማ መቐለ ገምጋም…