Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)4ይ ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ቀፃሊ 17ን 18ን መጋቢት 2018 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡
ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ እቲ ፎረም ኢትዮጵያ ዘለዋ ምቹው ምህዳር ኢንቨስትመንት…
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ መላእ ኣፍሪካን ፀለምቲ ህዝቢታትን ፀሊሙ ብዝነበረ ሰማይ ፀሓይ ዝበረቐሉ ዕለት ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ መላእ ኣፍሪካን ፀለምቲ ህዝቢታትን ፀሊሙ ብዝነበረ ሰማይ ፀሓይ ዝበረቐሉ ዕለት ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባኡ ዘመሓላለፎም ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ መበል 53 ስሩዕ ኣኼባ ሽዱሽተ ዋና ዋና ውሳነታት ኣመሓላሊፉ፡፡
ውሳነታት ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት፡-
ምጥያሽ ዩኒቨርሲቲ ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ መደመር፦ ኣብቲ ዓውዲ መናእሰይ ንምስልጣንን ምሁራን…
ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓወት ዓድዋ ካብ ኢትዮጵያውያን ሓሊፉ ንመላእ ፀለምቲ ህዝቢታት ዘኹረዐ ታሪኻዊ ዓወት ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡
መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል…
ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ጀጋኑ ዓድዋ እዚ ሓዱሽ ዘበን ብምዃን ጭቡጥ ናይ ለውጢ ኣብነት ክንከውን ኢና።
መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…
ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ – ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓድዋ ብጅግንነትን ኣይብዳህን ምባሉን ህያው ኮይኑ ዝነብር ስንቂ ዓወት ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር)፡፡
መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ "ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት…
ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር!
ካብ ጎቦታት ዓድዋ ክሳብ ጉባ፤ ዓድዋ ብልክዑ እንትዝከር!
ዓወት ዓድዋ ናይ ጦር ሜዳ ዓወት ጥራሕ ዘይኮነ፤ ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ዕድል ባዕላ ከምትውስን ንዓለም ዝኣወጀበትሉ ኣዋጅ ነይሩ። መስዋእትነቶም እንዝክሮ ብናይ ትማሊ ግርማ ብምንባር ጥራሕ ዘይኮነ፣ ናይ ሎሚ ኣሰርና ብምንባር ኢዩ። ብመንፈስ…
መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 130 በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪኽ ናብ ብሩህ ኣድማስ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ።
ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ኣብ እግሪ…
ዓድዋ ብሕብረት ዝተሰለፉ ጀጋኑ ዓወት ዝሓፈሱሉ ተምሳሌት ፅኑዕ መንፈስን ብራኸን ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መበል 130 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣመልኪቶም መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ ዓወት ዓድዋ ኣኽሊል ዓወት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ኩሎም…