Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መስመር ሓይሊ ኤሌክትሪክ መቐለ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተራኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ ሓደ ዓመት ካብ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ተቛሪጡ ዝፀንሐ ብሄራዊ ማእኸል መስመር መቆፃፀሪ ሓይሊ (ግሪድ) ከተማ መቐለ ምስ ብሄራዊ ቋት ሓይሊ ከምዝተራኸበ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ መስመር ምስ ብሄራዊ ማእኸል መቆፃፀሪ ሓይሊ ተራኺ…
ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ንምጅማር ቅድመ ምድላው ተጀሚሩ
ኣዲስ አበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ዳግም ንምጅማር ቅድመ ምድላው ከምዝተጀመረ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ኣመራርሓ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት÷ ኣብ ትግራይ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምፍላይ ህፁፅ ፅገና ተገይሩ…
በዓል ገዝኣ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽትቅፃዕ ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ በዓል ገዝኣ ብዘስካሕኽሕ ኩነታት ዝቐተለት ውልቀ ሰብ ብ21 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽትቅፃዕ ተወሲኑዋ።
ብተመሳሳሊ ከቢድ ገበን ውንብድና ብምፍፃም ህይወት ዘጥፍኡ 2 ውልቀ ሰባት 18 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተወሲኑዎም፡፡…
ኢትዮጵያ ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት ከምትደግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ወታደራዊን ሲቪልን ሓይሊታት ሱዳን ዝተፈራረሙዎ ማዕቐፍ ስምምዕነት ፖለቲካ ንኢዳ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ክልቲኦም ወገናት ዝተፈራረሙዎ ስምምዕነት እታ ሃገር ናብ ናፃን ተኣማኒን መረፃ ዘምርሕ ሓዱሽ ሲቪል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ግብሪና ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኤግዚብሽን ፍሪያታት ግብሪና ኣብ ኮሚሽን ኢኮኖሚክስ ኣፍሪካ ተኸፊቱ።
እቲ ኤግዚብሽን “ግብርና ልዑል ፅዕንቶ ንክፈጥር ምኽኣል” ብዝብል መሪሕ ቃል ይካየድ ከምዘሎ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ግብርና፣ ኢንስቲትዩት ግብርናን…
ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ሰብዓዊ ሓገዝ ክትገብር ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዘውፅእ ሰብዓዊ ሓገዝ ክትገብር ኢያ።
ሓበሬታ ኤምባሲ ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ከምዘመላኽቶ÷ እቲ ሓገዝ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋር፣ ኣምሓራ፣…
ክልል ሶማሌ ንግዕዝይና ተቓላዕቲ ዝኾኑ ናይ ውልቀን ናይ ሓባርን ንብረታት ንኻሊእ ወገን ከይመሓላለፉ ኣጊዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተጣየሸ ኮሚቴ ክልላዊ ኮሚቴ ፀረ-ግዕዝይና÷ ናይ ውልቀን ናይ ሓባርን ንብረት ንኻሊእ ወገን ከይመሓላለፉ ብግዚያውነት ምእጋዱ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚቴ ልኡኽትኡ ንኽዋፃእ ማሕለኻ ክኾኑ ዝኽእሉ ጉዳያት ኣመልኪቱ ፈላማይ…
ካብ ዝተወረሳ ተሽከርከርቲ ታርጋ ብምፍታሕ ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትግልገል ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተወረሳ ተሽከርከርቲ ታርጋ ብምፍታሕ ንዘይሕጋዊ ተግባር እንትግልገል ዝነበረ ውልቀ ሰብ ኢድ ብኢድ ተታሒዙ።
እቲ ተጠርጣሪ፥ ፀሓፊ መኽዘን ኮሚሽን ጉምሩክ ዝነበረ ኢዩ ተባሂሉ።
ታርጋ እናፈትሐ ንደለልቲን ኣብ ዘይሕጋዊ ተግባር ንዝተዋፈሩ…
ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሻምናይ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ሩሲያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኣኼባ ሎሚን ፅባሕን ከምዝሳለጥ ተገሊፁ።
ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ርክብ ኢኮኖሚ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን፣ ትምህርቲ ከምኡወነ ንግዲ ብዝበለፀ ኣብ ዘጠናኽሩ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ላዕለወይቲ ሓላፊት ስርዓተ ምግቢ ውሕመ ጌርዳ ቨርበርግ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ እናገበራ ምስ ዝርከባ ላዕለወይቲ ሓላፊት ስርዓተ ምግቢ ውድብ ሕቡራት መግስታት ጌርዳ ቨርበርግ ተዛቲየን።
ኣብ ዘተእ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምግቢን ስርዓተ ምግቢን፣ ትራንስፎርሜሽን ስርዓተ…