Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ከተማ ኣኽሱም በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣኽሱም ፅባሕ 24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዝኸበር በዓል ዓይኒ ዋሪ ምኽንያት ብምግባር ውድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ተሳሊጡ።
“ኣሸንዳ፣ ዓይኒ ዋሪን ማርያን ንዘላቒ ሰላም፣ ሕውየትን ዳግመ ህንፀትን" ብዝብል ቴማ ዝተካየደ ውድድር ጉያ…
ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንደቂ ሰባት ነፃነትን ክብርን ክብሉ ብጅግንነት ናይ ዝወደቑ ኣቦታትና ታሪክ ኣብ ኣደባባይ ዓለም ንክንኮርዕ ገይሩና ኢዩ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ደቡብ ኮሪያ ንጀጋኑ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዝተሃነፀ…
3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘበናዊ መሳርሒ ሕርሻ ከምዝተሓረሰ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ እዋን ክረምቲ ክሳብ ሕዚ 3 ነጥቢ 8 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዘበናዊ መሳርሒ ሕርሻ ከምዝተሓረሰ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ንፋና ብርድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ እዋን ክረምቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ንግድን ኢንቨስትመንትን ምስ ሩሲያ ዘለዋ ርክብ ምምሕያሽ ከምእትደሊ ተገሊፁ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ቻም ኡጋላ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሩሲያ ማርቼንኮ ኢቭጄኒ ኢቭጄኒቪች ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ብዛዕባ…
ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 73 መድረኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣህጉር ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ልዕሊ 20 ኣብ ዝኾኑ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጥዕና ልዝብ ከምዝግበር ካብቲ ሚኒስቴር…
ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መንግስቲ ምዕሩይ ኣሰራርሓ ንክህልወን ዘኽእል ስርዓት ናብ ስራሕ ኣቲዩ።
በቲ ስርዓት ክሳብ ሐዚ 20 ትካላት መንግስቲ ነቲ ኣገልግሎት ይረኽባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ።
እቲ ስርዓት ልውውጥ ሓበሬታ፣ ቪዲዮ…
ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ምስ ግሪን ኣግሮ ሶሎሽንስ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ብምዃን ሓበሬታታት ግብርና ዲጂታላይዝ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኸቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዮት…
መድረኽ ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ኣካላት ሰላምን ፀፅታን ፌዴራል፣ ክልላትነረ ምምሕዳር ከተማትትን ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ታዬ ደንደአን ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓታት ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም፡፡…
ልዕሊ 272 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 272 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
ነቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 14 ውልቀሰባትን ሸሞንተ ተሽከርከርቲን እውን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡
ኮሚሽን ጉምሩኽ ካብ…
ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ምቁርራፅ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምቅላል ዘኽእል ስራሕቲ ፅገና ብ3 ቢሊየን ብር ከካየድ ኢዩ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣይተ ሽፈራው ተሊላ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮፖሬት ከምዝበልዎ፥ ተበፃሕነት ቀረብ ሓይሊ…