Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ኣፍሪካ ሓቛፊን ፅርየት ዘለዎን ስልጠና ክእለት ኣብ ምስፋሕ ጠመተ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ-ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሓቛፊን ፅርየት ዘለዎን ስልጠና ክእለት ኣብ ምስፋሕ ጠመተ ብምሃብ ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማህሙድ ዓሊ ዩሱፍ። መበል ካልኣይ ሰሙነ ክእለት ኣፍሪካ፥ “ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ኣፍሪካ ምጉልባት፣ ንፈጠራ፣…

ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ኮሚሽነር ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንኣይ ሳንዶካን ደበበ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብምግባር ሾይሞምዎም። ኣይተ ሳንዶካን ደበበ ካብ ሎሚ ማልቲ 4 ጥቅምቲ 2018 ዓ.ም ጀሚሮም ከምዝተሾሙ ኢዩ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…

ዓለም ለኸ ስሩዕ መንፈሳዊ ሰበኻ ጉባኤ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 44 ዓለም ለኸ ስሩዕ መንፈሳዊ ሰበኻ ጉባኤ መንበረ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ሓዊሱ ኣብ መላእ…

ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትውግኖ ስራሕ ውፅኢት ኣብ ጉባኤ ምግቢ ዓለም…

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሉኣላዊነት ምግቢ ብርእሰ ዓቕሚ ንምርግጋፅ እናሰርሐቶ ትርከብ ስራሕን ውፅኢትን ኣብ ጉባኤ ምግቢ ዓለም ንካልኦት ሃገራት ብኣብነት ተላዒሉ። ጉባኤ ምግቢ ዓለም ''ንዝሐሸ ምግቢን ዝሐሸ ፅባሕን ኢድ ንኢድ ንተሓሓዝ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…

ቃላይ ንጋት ንኢትዮጵያ ሰፊሕ በረከት ሒዙ መፂኡ – ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ሰብ ስራሕ ቃላይ ንጋት ንኢትዮጵያ ሰፊሕ በረከት ሒዙ መፂኡ ኢሎም ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር)። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር) ኣብ ረቂቕ ማስተር ፕላን ቃላይ ንጋት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 49 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ዘትዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ስሩዕ ኣኼባ፥  መጣየሺ ኣዋጅ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሊየር ኢትዮጵያ ብዝምልከት ብምዝታይ እቲ ደንቢ ኣብ…

መስሕባት ቱሪስት ንምስፍሕፋሕ ብሓባር ምስራሕ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መስሕባት ቱሪስት ብዝበለፀ ንምስፍሕፋሕ ብሓባር ምስራሕ ይግባእ ኢሎም ላዕለዋይ በዓል ሞያ ቱሪዝም ኣያሌው ሲሳይ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ላዕለዋይ በዓል ሞያ ቱሪዝም ምስ ፋና ፖድካስት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝበሉዎ፥ በሪ ባሕሪ ንበፃሕቲ ሓደ መስሕብ…

ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም – ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰንደቕ ዓላማን ሰራዊትን ካብ ቃል ክሳብ ህይወት መስዋአትነት ዝተተሓሓዘ ዝምድና ኣለዎም ኢሎም ጄ/ል ጌታቸው ጉዲና። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፥  “ሰንደቕ ዕላማና ንብስራት ዘበን ብራኸ ኢትዮጵያ፣ ብሄራዊ ሓድነትና፣ ሉኣላዊነትናን…

መዓልቲ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓለማ ኣብ ዝተፈላለያ ኤምባሲታት ተኸቢሩ። ኣብ ኤምባሲታትን ኣብያተ ፅሕፈት ቆንስላን ቻይና፣ ፓኪስታን፣ ኲዌት፣ ሮም፣ ዚምባቡዌ፣ ፓሪስ፣ ጅቡቲ፣ እስራኤል፣ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ እቲ ዕለት…

መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መዓልቲ ሰንደቕ ዓላማ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ንሃገሩ ዘለዎ ፍቕሪ፣ ክብሪን ቃል ኪዳንን ዘሐድሰሉ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴ። መበል 18 መዓልቲ ብሄራዊ ሰንደቕ ዓላማ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ-ስላሴን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ…