Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ጎስጓስ ምርጫ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ጎስጓስ ምርጫ ኣካይዱ።
እቲ መርሃ ግብሪ ።ብፅኑዕን ዝተወደበን ድምፂ ደቂ ኣኒስቲዮ ኢትዮጵያ ናብ መርኣያ ሃገር ክነሰጋግራ ኢና” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ከምዘለዎ ተገሊፁ።…
ከንቲባ ኣዳነች ኣዲስ ኢኮ ኩሉ ዕላማ ዘለዎ ፓርክ መዘናግዒ ህዝቢ ስራሕ ኣጀሚረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣዲስ ኢኮ ኩሉ ዕላማ ዘለዎ ፓርክ መዘናግዒ ህዝቢ ሎሚ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ፤“ሎሚ ንከተማና ዝኸውን ተወሳኺ ናይ ኣዲስ ኢኮ ኩሉ…
ተሳትፎን ድምፂን ኩሎም ዜጋታት ንህንፀት ሃገር…
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገር እትህነፅ ብተሳትፎን ድምፂን ኩሎም ዜጋታት፡፡
ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ፃንሒት ዝገበሩ ሻለቃ ሳሙኤል ገሰሰ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ስልጣን እናተወራረሰ ዝነበረ ከምዝኾነ ብምግላፅ÷ ሕዚ ንዘሎ ዘበን ዝምጥን ግን መረፃ ጥራሕ ከምዝኾነ…
ከንቲባ ኣዳነች 44 መንበሪ ኣባይቲን ዘለዉዎም በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፈን
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች 44 መንበሪ ኣባይቲን ሹቓትን ዘለዉዎ በዓል ሓሙሽተ ደብሪ ህንፃ ንተጠቀምቲ ኣመሓላሊፈን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ “ሎሚ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ…
ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ጥርዓናት ብልዝብን ብመረዳእታን ይፍትሑ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ መረፃ ዝለዓሉ ጥርዓናት ብልዝብን ብመረዳእታን ይፈትሕ ኣለኹ ኢሉ።
ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝካየድ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ እናተሳተፉ ዝርከቡ ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ከይዲ ምዝገባ መረፃ ኣጋጢሞምና ዝበሉዎም…
መረፃ ተኣማኒ ንኽኸውን መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል እጃም እናተፃወታ ይርከባ – ወ/ሮ እናትኣለም መለሰ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም መረፃ ኣብ ዝበሉ ወሰንቲ ሃገራዊ ከይዲታት ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣዚዩ ዕዙዝ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ።
ግልጋግሎት ዜና ኢትዮጵያን በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ ኢትዮጵያን “ንዕዉት…
ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን ሰላምን ምርግጋእን እቲ ዞባ ንምርግጋፅ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ሼኽ ሻኽቡጥ ቢን ናህያን፡፡
ሼኽ ሻኽቡጥ ቢን ናህያን ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ…
ዳታ ንዕብየት ሃገር ክነውዕሎ ይግባእ – ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ዳታ ንዕብየት ሃገር ክነውዕሎ ይግባእ ኢሎም ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ወርቁ ጋቸና (ዶ/ር)።
ኢትዮጵያ ናብ ልኡላውነት ዳታን ስታቲስቲክስን ኣብ ዝገበረቶ ጉዕዞ ዘመዝገበቶ ዓወት ጠመተ ዝገበረ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ጎና ጎኒ መድረኽ ከተማታት ዓለም ኣብ ኣዘርባጃን ዝርከብ ኣሳን ቀሊል ሓደ ማእኸል ዲጂታላዊ ኣገልግሎት ዑደት ኣካይደን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዝሕለፈኦ…
ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ – ኣይተ ዓብዱልዓዚዝ ሸፋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዓውዲ ስታቲስቲክስ ኣብ ሕርሻ ቆፀራ፣ ብስነ ህዝብን ጥዕና መፅናዕቲን ዘመናዊ ንምግባር ዝኽኣለ ዝጭበጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢሉ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ጉዕዞ ልኡላውነት ብሓበሬታ ስታቲስቲክስን ዘመዝገበቶ ዓወት…