Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ።
ኣፈ-ጉባኤ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ ኣብ ዝገበርኡ መኽፈቲ መደረ፥ እቲ ጉባኤ ስምምዕነት ሰላም ኣብ ዝተገበረሉን ውሕስነት ምግቢ ዜጋታት ንምርግጋፅ ብብርኪ ሃገር ሙሉእ መኣዲ ኣብ ዝተጀመረሉን መክያዱ…
ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ተተኣናግዶ መበል 17 ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣጋይሽ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ላዕለዋይ ልኡኽ ጉዳያት ቴክኖሎጂ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣማንዲፕ ሲንጊህ ጊሊን ሚኒስትር ኢንፎርሜሽንን ዲጂታላይዜሽንን…
ምክትል ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣብ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዋና ፀሓፊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሊ ጁንሁዋ ኢትዮጵያ ኣብ ተሰናድኦ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕዳራ መርበብ ሓበሬታ ንምስታፍ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ምክትል ዋና ፀሓፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ…
ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ናብ ክልል ትግራይ 32 ሺሕ ሜትሪክ ቶን እኽሊ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝተበፅሐ ሰምምዕ ሰላም ሲዒቡ ክሳብ ሐዚ፤ 32 ሽሕ ሜትሪክ ቶን ምግቢን ልዕሊ 360 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲን ናብ ክልል ትግራይ ተበፃሒ ከምዝተገበረ ኮምሽነር ኣነራርሓ ስራሕ ስግኣትን ሓደጋ ኢትዮጵያ ዶክተር ሺፈራው…
ካብ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ፅገና መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ጉድኣት በፂሑዎ ዝነበረ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣላማጣ-ቢሶበር ያሎ ከልዋን ፅገናኡ ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ክልል ዓፋር ኣፍር ኣፍሊጡ።
ፈፃሚ ስራሕ እቲ ኣገልግሎት ያሲን ዓሊ፥ ካብ ኣላማጣ - ቢሶበር ያሎ ከልዋን ዘሎ ማእኸላይን…
ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ፅዕንቶ ዲፕሎማሲ ከምዝኾነት ብምግንዛብ ዲፕሎማሰኛታት እዋኑ ዘገናዘበ፣ ብብልሓት ዝምራሕ ስራሕቲ ዲፕሎማሲ ከሳልጡ ይግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም፡፡
ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ንሜካናይዜሽን ሕርሻ ዘገልግሉ መሳርሒታት ንዓማዊሉ ሂቡ።
እቶም መሳርሒታት ካብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዝረኸቦ ደገፍ ገንዘብ ዝተዓደጉ እንትኾኑ፥ ንዓማዊል ሊዝ ፋይናንስ ዘቕረቦም ዓፀድቲን መኸድቲን እኽሊ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።…
ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን ብሓባር ከምእትሰርሕ ገሊፃ።
ላዕለዎት መኮንናት ጄኔራል ሓበሬታ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ተዛቲዮም።
ደቡብ ሱዳን ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ክሊ ሰላምን ፀፅታን…
ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 110 ፓምፕታት ማይ ንክልል ሶማሌ ኣበርኪቱ።
ኣብቲ ክልል መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት መፋለጢ መድረኽ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኢንጂነር አይሻ መሃመድ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ካልኦት…
ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ወላይታ ሶዶ ብዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 234 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ብሕክምናን ጥዕናን ብቀዳማይም ካልኣይን ዲግሪ ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ካብቲ ዞባ ኮሚኒኬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 111 ደቂ…