Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ክትኮስ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ዝኽበር በዓል ትንሳኤ ምኽኒያት ብምግባር ሎሚ ለይቲ 9 ግዘ መድፍዕ ከምዝትኮስ ኣብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ምግላፁ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር ህንፀት ስነ ልቦና ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር…
ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ንበዓል ትንሳኤ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ኣቦታት፥ ብትንሳኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተረኸበ ሰላም ምእመናን ሰዓብቲ እምነት ክርስትና እወንታዊ ተግባር በምፍፃም ክትግብርዎ ይግባእ ኢሎም።
ትንሳኤ ኢየሱስ…
ፎረም ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ኢንቨስትመንት ነባርነቶም ኣብ ኣሜሪካ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ዳያስፖራን ሰብ ሃፍቲ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ተሳሊጡ።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንክትጥቀም ኣብ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ዘሎ…
ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን እንግዶት ድራር ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣሊያን ጆርጂያ ሜሎኒ እንግዶት ድራር ገይሮም።
ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣብ ዝተገበረ እንግዶት ድራር እቶም መራሕቲ ክልቲኣዊ ዘተ ምግባሮም ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንፕሬዚዳንት ሶማሊያ ተቐቢሎም ሓሰን ሼክ መሓሙድ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡዎም ገሊፆም።
ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ይፍለጥ፡፡
እቶም…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሓሙድ ዕላዊ ዑደት ስራን ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ርክብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ተጎረባበትቲ ከባቢታ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ንምጥንኻር ዝዓለመ ልዝብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ልዝብ እናመርሑ ዝርከቡ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ሙስጠፌ መሓመድን ኢዮም፡፡…
ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን።
እተን ቀዳመይቲ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሓ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ገይሮምለን ክብል ግዜኢ…
ምእመናን በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ንኽኸውን ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናን በዓል እንተኽብሩ ዝተፀገሙ ብምሕጋዝ ንኽኸውን ኣቦታት ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ፤ በዓል ትንሳዔ ምኽንያት ብምግባር ንመላእ ተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ…
ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ምክትል ጋዘኢ ባንኪ ጣልያን ፒዬሮ ሲፖሎንጋር ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ኣኼባ እዋን ፅድያ 2023 ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓምን ዝተገበረ ኢዩ፡፡
ኣብ ዘካየዱዎ ዘተ፥ ኣብቲ…