Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዲፕሎማሲ ምስግጋራ ዘርእይ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበርዎ ዑደት ኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዲፕሎማሲ ምስግጋራ ዘርእይ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።
ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስትር…
ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምፍታሕ እሱራት ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዝተጀመረ መስርሕ ሰላም ንምዕሟቕን ብገበን ተጠርጢሮም ዝተትሓዙን ዝተፈረዶምን ሰባት ካብ ቤት ህንፀት ንምፍታሕ ዝጠመተ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ዝሃቦ ውሳነ፥ እቲ ውሳነ…
ብ400 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ 200 ከተማታት ገፀር ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዋና ግሪድ ርሒቐን ኣብ ዝርከባ ልዕሊ 200 ከተማታት ገፀር ተረባሕቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምግባር እናሰርሐ ምዃኑ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኣገልግሎት፥ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝተዋፈሩ ውልቀ ትካላትን ማሕበራትን ብምትሕብባር ኣብ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ፒተር ሲያርቶ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ዲፕሎማያዊ ጉዳያትን ብዕመቆት ከምዝዘተዩ ግዜኢ…
ሃንጋሪ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃንጋሪ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምትሕብባር ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ኣፍሊጣ።
ሚኒስትር ትምህርት ፕሮፌሰር ብርሀኑ ነጋ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ንግዲን ሃንጋሪ ፒተር ሲያርቶ ተዛቲዮም፡፡
እቲ ዘተ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት…
ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ኢባዳ ዝለዓለ ምንዳዋ ሚዛን ዝደፍእ “ለይለቱል ቀድር”
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ዝዛዘም ናይ ረመዳን ወርሒ ካብ 1 ሺሕ ኣዋርሕ ወይ ካብ 83 ዓመታት ካብ 3 ኣዋርሕ ኢባዳ ንላዕሊ ዝለዓለ ምንዳ ዘለዋ ሓንቲ ለይቲ “ለይለቱል ቀድር” ትርከብ።
እዛ በረከት ብዙሕ “ለይለቱል ቀድር” ምእመን ብንቕሓት ንክሕልዋ…
ኣብ ክ/ከተማ ቂርቆስ ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 4 ኣብ 90 መዓልቲታት ዝተሃነፁ ፀገም ፈታሕቲ ፕሮጀክታት ተመሪቖም።
ኣብ መዓል ካብ 300 ሺሕ ክሳብ 400 ሺሕ ባኒን ኬክን ከፍሪ ዝኽእል ፋብሪካ መፍረዪ ባኒን ኬክን ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ…
ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖ ዘቲዮም።
እቶም ርእስ ምምሕዳር፥ ዩኒሴፍ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ዝገብሮ ዘሎ ስራሕ ንኢዶም።
ኣብ ቀፃሊ እቲ ትካል ኣብቲ ክልል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ድሮን ዕለተ ትንሳኤን ብሰንኪ ዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ሰባት ህይወቶም ስኢኖም ክብል ፖሊስ እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ም/ ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጥማዕ ክታበት ኮሌራ ክትባት ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ግብረ ሓይሊ ምቁፅፃር ኮሌራ ንሚኒስቴር ልዕሊ1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ጣማዕ ክታበት ኮሌራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ፡፡
እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ክታበት ኮሌራ ሎሚ ዕለት ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ክልላት…