Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ዓለም ለኸ መሓዙት ተቐራሪቡ ንምስራሕ ቆራፅ ኢዩ – ሰመሪታ ሰዋሰው

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ምስ ዓለም ለኸ መሓዙት ተቐራሪቡ ንምስራሕ ቆራፅ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ገሊፀን። ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ዓለም ለኸ መሓዙት ምትሕብባር ልምዓት ኣብ ጉዳያት ኢኮኖሚ፣ ማሕበራዊን ዳግመ ህንፀትን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣፍሪካ ንምርግጋፅ ልምዓት ኢንዱስትሪ ጠመተ ንክትህብ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣይተ ደመቀ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኒጀር ኣብ ዝተሳለጠ መበል 17 ፍሉይ ኣኼባ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ምግቢ ሓዊሱ መሳርሒታት ሕክምና ናብ ክልል ትግራይ ከምዘብፀሐ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ሕዳር 2022 ጀሚሩ 2 ሺሕን 400 ሜትሪክ ቶን ምግቢን 100 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ናብ ክልል ትግራይ ከምዘብፀሐ ኣፍሊጡ። 250 ቶን መሳርሒታት ሕክምና ብመዳይ ሎጅስቲክስ ናብቲ ክልል…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሞም። ኣብቲ ሰነድ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠውን ኮሚሽነር ኮሚሽን ፀረ ግዕዚይና ኢትዮጵያ ዶክተር…

ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውሕመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 17 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሓገዝ መግቢ ከምዝተልኣኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝሓበሮ÷ መንግስቲ ኢትዮጵያን መሓዙት ኣካላትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ፀገም ንዝርከቡ…

ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ- ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣኒስቲዮ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ ኣብ ምክልኻል ኩሎም ኣካላት ብምትሕብባር ክሰርሑ ይግባእ ክብላ  ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። “ጓል ኣነስተይቲ አኽበል ኣብ ልዕሊኣ ዝበፅሕ መጥቃዕቲ እውን እከላኸል” ብዝብል መሪሕ ቃል መርሃ ግብሪ…

ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም ላዕለዎትን ማእኸለዎትን መስመራት መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ናይ ምፅጋን ስራሕ እናቐፀለ ከምዝኾን ዲስትሪክት ጎንደር ገሊፁ። ዳይሬክተር እቲ ዲስትሪክት ኣይተ ሞገስ ኣበራ ÷ እቲ ስራሕቲ ፅገና መስመር ብሰለስተ…

ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ እነዛተየ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን እነዛተየ ይርከብ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ሙሉጌታ ኣጎ ኣብቲ መድረኅ ኣብ ዘስምዑዎ መደረ÷ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ድሌት ኣብ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክጀትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ምስ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሶማሊያ ሳለህ ኣሕመድ ኣብ ኒጀር ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘለወን ከልቲኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዖም።…

ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዕዝይና ሐዚ ካብ ዘሎ ናህሪ ናብራ ስዒቡ ልዑል ፀገም ሃገር ከምዝኾነ ኮሚሽን ፀረ ግዕዝይናን ስነ ምግባርን ፌዴራል ኣፍሊጡ። ብብርኪ ዓለም መበል 19 ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ መበል 18 እዋን ዝኽበር መዓልቲ ስምምዕነት ፀረ ግዕዚይና 30 ሕዳር…