Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ወረዳ ጎሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 3 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ጎሮ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ወልቂጤ ናብ ኣዲስ ኣበባ እናተጓዓዘት ዝነበረት ናይ ደረቐ ፅዕነት ተሽከርካሪት ምስ ንእሽተይ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት ብምግጫዋ ዘጋጠመ…

በዓል ኣሸንዳ ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ኢዩ – ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሸንዳ፣ ማርያን ዓይኒ ዋሪን ምልክት ናፃነትን ተምሳሌት ማዕርነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾኑ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣፍሊጡ። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር መግለፂ ሂቡ። እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣበ ዝሃቦ…

ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ ፤ 15 ነሓሰ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ንደቂ ኣንስትዮ ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ብዝነበረ ጎንፂ ምኽንያት ጉድኣት ንዝበፅሐን ደቂ ኣንስትዮ ዝውዕል ልዕሊ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገይረን። እቲ ሓገዝ÷ ሓላፊ ጨንፈርቤት ፅሕፈት ፓርቲ…

እዚ ምብራቕ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ሓዱሽ ታይዋን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሃፍቲ ንብረቶም ዝዓነዎም ተጎዳእቲ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ከተማ…

መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ ክምለስ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መፈልፈሊ ሓይሊ ደረቕ ርስሓት ረጲ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ምፍልፋል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክምለስ ኢዩ። ኣካያዲ ስራሕ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ብሩክ ኤባ፥ እቲ መፈልፈሊ ሓይሊ ኣብ ተርባይን ብዘጋጠሞ ፀገም ካብ ወርሒ ጥሪ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንሓደ ዓመትን…

ኣብ ክልል ሲዳማ ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓ ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝሓለፉ 10 መዓልታት ኣብ ዝተሳለጠ ገምጋም ምስ ግዕዙይ ኣሰራርሓን ስርቂን ብዝተዛመደ 25 ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ። ብተወሳኺ 10 ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝተልዓሉ ተገሊፁ። ኣብቲ ክልል…

ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ ማእኸላይ እዋን ትልሚ 10 ዓመት ይካየድ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ሒሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ መድረኽ ትልሚ ማእኸላት ካልኣይ…

ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት 3 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት 3 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣመልኪቱ ምስ ለኣኽቲን መዳርግቲ…

ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋዒ ኣየር ኣብ ዘለዎም ከባቢታት ጠመተ ኣብ ዝጠልቡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝዝቲ ጉባኤ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ፥ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ዩንቨርስቲ ኣርባምንጭ፣ ትራኮማን ዓለም ለኸ ከባቢታት ቆላንን ትካል ምክልኻልን…

ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት መበሰሪ መድረኽ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት ዕላዊ መግበሪ መድረኽ ኣካይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ “ሱር ኮንስትራሽን ኣብዚ እዋን ዝሓስቦም ዘሎ ፅቡቓት ስራሕቲ…